Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዓይነ ስውራን ሓገዝ መነፅር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ን250 ዓይነ ስውራን ዘበናዊ መንበቢ ሓገዝ መነፅር ገይሩ።
እቲ ሓገዝ 113 ተምሃሮ ተጠቃሚ ከምዝኾኑን ዝተረፉ መምህራን ከምኡ እውን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኢዮም ተባሂሉ፡፡
እቲ መነፅር…
ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ኣልግሎት 4ጂ ሞባይል ኔትወርክ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ልዑል ቅልጣፈን ዘተኣማምን ኣገልግሎት ዳታ ንምቕራብ ዘኽእልን ዘበናዊ 4ጂ LTE ኣገልግሎት ሞባይል ከጀምር ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ፡፡
4 ጂ LTE ኔትወርክ መስፋሕፍሒ ኣብ ከተማታት ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ጠለብ ዓማዊል…
መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ተጠርጠርቲ ኢትዮጵያ መብፅሒት ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ንምግባር ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ…
ማሕበራዊ ፀገማትና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ፀገማት ሃገርና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም።
ኣብ ሃገራዊ ሓድነት፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም።
ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ኣብ 44 ከተማታት ልዕሊ 8ሺሕ ሰባት ባህላዊን መንፈሳዊን ድልየታቶምን ክብሮምን ተሓሊዩ ዝሕገዝሉ…
ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንዝህቡን ንዲፕሎማሰኛታትን…
ኣብ ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት እጃሙ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ሴፍቲኔት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ እጃሙ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡
መተሓባበሪ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ውሕስና ምግቢን ኣይተ መሓሪ ሕሸ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥…
ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ምሸት ሰዓት 4 ብዘይ ታሪፍ ወሰኽ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽወሃብ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ብስሩዕ ታሪፍ መሰረት ብምግባር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽህቡ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብታ ከተማ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ክሳብ ምሸቱ ሰዓት…
ኣብ ዘለዉዎ ብምዃን ሓይሊ ንምግዛእ ዘኽእል ስማርት ቆፃሪ እናተገጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጠቀምቲ ቅድመ ክፍሊት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ብምዃንሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ዘኽእሎም ነባር ቆፀርቲ ብኤስ ቲ ኤስ ስማርት ሜትር እናቐየረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ክሳብ ሕዚ ኣብ ኮንዶሚኒየም ባልደራስን ኣብ…
ንጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ከምዝተጀመረ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡
ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ም/ኮሚሽነር ጄነራል መላኩ ፋንታ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም…