Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ኣጎብኒዮምዎም።
ንጉስ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብቲ እዋን፥ ብዕድመ ፕሬዚዳን ታዬ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ምጉብናዮም ከምዘሕጎሶም ገሊፆም።
እቲ ቤተ-…
ቀ/ሚ ዐቢይ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ተዛቲዮም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሎምቢያ ዳይሬክተር ማእኸል ዘላቒ ልምዓትን ፕሬዚዳንት…
ኢትዮጵያን ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዝዛም እናተሰርሐ ይርከብ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝጀመረቶ ከይዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምዝዛም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ…
ዩኒዶ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ) ኣብ ፕሮጀክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት…
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ሓዳሽ ንዝተመረፃ ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ሴራሊዮን ፋጢማ ማዳ ባዮ (ዶ/ር)ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን።
ቀዳማዊት እመቤት ኣንጎላ ዲኣስ ላውሬንኮ ድማ ምክትል ኣዶ መንበር ብምዃን ተመሪፀን።
ቀደማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዝተመረፃ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጋናን ቡሩንዲን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጋና ጆን ማሃማን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫርሴት ንዳይሽሚዬን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብታ ኣህጉር ዝርከቡ ዕድላት ልምዓትን ማሕለኻታትን አመልኪቶም ምይይጥ ከምዝገበሩ እቶም ቀዳማይ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከምዝዘቱ…
ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያን ስቶክ ኤክስቼንጅ ርዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያን ስቶክ ኤክስቼንጅ ርዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ጥላሁን እስማዔል (ዶ/ር)ን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ስቶክ…
ትካላዊ ሪፎርም ሕብረት ኣፍሪካ መሰረታዊ ለውጢ ብዘመፅእ መገዲ ይካየድ ኣሎ – ሙሳ ፋቂ ማሃማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላዊ ሪፎርም ሕብረት ኣፍሪካ መሰረታዊ ለውጢ ብዘመፅእ መገዲ ይካየድ ከምዘሎ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ገሊፆም።
መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንኣፍሪካዊያን ወለዶ ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል…
ኣፍሪካ ሰላምን ፀፅታን ዝነገሰላ ንክትከውን ጎንፅታት ደው ንክብሉ ክሰርሕ ኢየ-ፕሬዚዳንት ዧው ማኑኤል ጎሳዌስ ሎሬንሶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ሰላምን ፀፅታን ዝነገሰላ ንክትከውን ጎንፅታት ደው ንክብሉ ክሰርሕ ኢየ ክብሉ ሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምኻነ ዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ዧው ማኑኤል ጎሳዌስ ሎሬንሶ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ በፍላይ ኣብ ዓውዲ…