Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጀርመን ንፃዕሪታት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመን ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣረጋጊፆምለይ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእልን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡
እተን ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ…
ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ባህርዳር ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ባህርዳር ኣቲዮም።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ…
ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ብወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ብወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን።
ብኮማንዳንት ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብርጋዲየር ጀኔራል ከበደ ረጋሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ናይጄሪያ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ።
እቶም…
ኣዲስ ኣበባ ምስ ከተማታት ፈረንሳ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምስ ከተማታት ፈረንሳ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ተገይሩ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ዝተሾሙ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌክሲስ ላሜይክ ኣብ ዝተፈላለዩ ምትሕብባራት ጠመተ…
ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ቀፃልነት ብዘለዎ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ቀፃልነት ብዘለዎ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምዝግባእ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዡ ቢንግ ገሊፆም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) መስቶም ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ከልቲኣዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም…
ማይ ከርሰ ምድሪ ብስፍሓት ንመስኖ ብምውዓል ስራሕቲ ሕርሻና ነማዕብል ኣለና-ሓረስቶት ዞባ ደቡብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ከርሰ መሬት ብስፍሓት ንመስኖ ብምውዓል ስራሕቲ ሕርሸኦም የማዕብሉ ከምዘለዉ ሓረስቶት ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ገሊፆም።
እቶም ሓረስቶት፥ ብኩታ ገጠም በልሓት ኣተሓራርሳ ብምጥቃም ስራሕቲ ሕርሽኦም ንምምዕባል ብሓባር ብምኻን ማይ ከርሰ ምድሪ…
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም. ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዘሎ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም.(STEELY RMI P.L.C) ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፋብሪካ ዘበናዊ…
ኤኢትሬድ ግሩፕ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ኤሌክትሮኒክስ ኣፍሪካ(ኤኢትሬድ ግሩፕ) ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…
ፕሮጀክት መገዲ ኣብራሃ ካስትል – ሳይዛና- ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መቐለ 90 ሚኢታዊ ከም ዝተወገነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብትካል ሱር ኮንስትራክሸን ዝህነፅ ዘሎ ካብ ኣብራሃ ካስትል - ሳይዛና- ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ መገዲ ኣስፋልት ብዝሓሸ ፅሬትን ቅልጣፍን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ሓላፊ እቲ ፕሮጀከት ኢንጅነር ማሓሪ ገዙ፥ እቲ ዝህነፅ…
ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይን ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋትን ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኣገራት ኣፍሪካ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ…