Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ዝህቦ ምቹው ኣገልግሎት ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 (ET-BAX) ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር ንዓማዊል እናሃቦ ዝርከብ ምቹውን ዘበናዊን ኣገልግሎት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ካብዚ ሓሊፉ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን መሪሕ መገዲ…
ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮመስበርገር ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ተዛቲየን።
ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል እናወገኖም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ምስቲ…
ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻል ሕማም ዓሶ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማታት ሮማናት፣ ማይቅነጣል፣…
ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሎሚ መዓልቲ ብ መውሃቢ…
መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመንን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ።
ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት እንትኸውን÷ ምስ ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመን ዝተፈረመ ድማ ስምምዕነት…
መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ብዝተፈላለዩ ትካላት ተገይሩ፡፡
እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን፣ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ፣ ምምሕዳር መርበብ…
ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ሚኒስቴር ገንዘብ “ምስ ሌክሲስ ኔክሲስ ሩል ኦፍ ሎው ፋዌንዴሽን” ብምትሕብባር ዘሰናደኦ መርብ ሓበሬታ÷ ልዕሊ 300 ሕጊታት ታክስ ብቋንቋታት ኣምሓርኛን…
መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ መበል 21 መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ክዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…
ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ትኹረት ንኽግበር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም በቢብርኩ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት እጃሞም ብግቡእ ካዋፅኡ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡
ነቲ ፕሮጀክት ዝምደብ በጀት ተግባራዊ ንምግባር በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት መንግስቲ ሓዊሱ ኩሎም መዳርግቲ…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ዑደት ስራሕቲ…