Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞን ስምምዕነት ሰላም ብምኽታሞም ኣባላት እቲ ሰራዊት ናብ ካምፕ ምእታው…

ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣቐዲምካ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ መበል 21 መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና "ስነ ምግባራዊ ትውልዲ ንኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብፓናል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ ይርከብ፡፡…

ኣየር ወለድ ጥሙር ጅግንነት ዝሓትት ዝዓዘዘ ወታደራዊ ሞያ ኢዩ – ብ/ጄ ከማል ኤቢሶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ቢሾፍቱ ብቑዕ ኣየር ወለዳት ኣብ ምፍራይ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብርጋዲየር ጄኔራል ከማል ኤቢሶ ተዛሪቦም፡፡ ብ/ጄ ከማል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…

ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ትራንስፖርትን ኢነርጂን እዛ ኣህጉር ንምምሕያሽ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ። እቲ ኮሚቴ መበል ሳልሳይ ኣኼባ ሚኒስትራት ብኢንተርኔት ኣካይዱ። ኣካቢ እቲ መድረኽ ዘተ…

‹‹ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ? ንኡስ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት 3.6 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 123 ሚሊየን ኩንታል እንተፍሪዩ ብመስኖ ካብ ዝተሓረሰ 2.9 ሚሊየን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካርታ ትሕዝቶ መሬት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ሰነዳት እናሰናደአ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክ/ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብዝተሰርሐ ሃንደበታዊ ኦፕሬሽን ካርታ ትሕዝቶ መሬት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ሰነዳት እናሰናደአ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ ኣብ ክ/ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ሓዊሱ ኣብ መላእ…

ኣብ ጣሊያን ልውውጥ ልምዲ ምርመራ ፎረንሲክ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኦግስቲኖ ፖሌሲ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ትካል ፖሊስ ጣሊያን ዝኾነ ካራቢነሪ ኮርፕስን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…

ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ምዕባለ ዝነኣድ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ምዕባለ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መበል 15 ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣፍሪካን ሩሲያን ብዛዕባ ዘለወን ፅኑዕ ርክብ መብርሂ ሂቦም።…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝኽረ ዓወት ዓድዋ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣዳራሽ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረብሄራዊ…

ሃገር ናብ ልዕልና ዘሸጋግሩ ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናይ ምፍራይ ፃዕሪና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ናብ ልዕልና ዘሸጋግሩ ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናይ ምፍራይ ፃዕሪና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ…