Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ልዑል ጠመተ ተዋሂቡ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ልዑል ጠመተ ተዋሂቡ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ትግበራ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ቀፃሊ ዝህሊ ኣንፈታት ዝጠመተ…

ዝትግበር ዘሎ ኩለ መዳይ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ዲፕሎማሲ ምንቕቓሕ ፈጢሩ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝትግበር ዘሎ ኩለ መዳይ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ዲፕሎማሲ ምንቕቓሕ ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ እዋናዊ፣ ከባቢያዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ጠመተ…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መሪሕ ያታ ኣብ ምስራፅ ጠመተ ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ-ኣይተ ኣደም ሃራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መሪሕ ያታ ኣብ ምስራፅ ጠመተ ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። መርሃ ግብሪ መብሰሪን…

ምምስራት ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ውፅኢት ኣተሓሳስባ ምድማር ኢዩ- ዲ/ን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ኮርፖሬትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ብምውሃድ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣ.ማ ምምስራት ውፅኢት ኣተሓሳስባ ምድማር ኢዩ ክብሉ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም። መርሃ…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ህብረ-ብሄራዊ ሓድነት ዘንፀባርቕን ሓድነት ዝሃንፅን ክኸውን ኣለዎ-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ህብረ-ብሄራዊ ሓድነት ዘንፀባርቕን ሓድነት ዝሃንፅን ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ግራንድ ኤሊያና…

ብትሕዝቶታትና ሃገርን ትውልዲን ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና-ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትሕዝቶታትና ሃገርን ትውልዲን ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣ.ማ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም። መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን የማብሰሪያ እና ስራ ማስጀመሪያ…

ቻይና ምስ ትካላት ምርምር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምውዳድ እንተሰሪሓ ሓበራዊ ረብሓ ኣለዉ-ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ትካላት ምርምር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምውዳድ አንተሰሪሓ ሓበራዊ ረብሓ ኣለዎ ክብሎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣይተ መላኩ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸይ ሄይ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ምስ…

መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ሆቴል ኤሊያና ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም…

ካብ ጅቡቲ 94 ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጅቡቲ 94 ኣብ ፀገም ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ትካል ኣይኦኤም ብምትሕብባር 94 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ንክምለሱ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ሕጋዊ…

ኢትዮጵያ ቡና ንኣርባ ምንጭ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንኣርባ ምንጭ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ቡና ንኽትዕወት ዲቫይን ዋቹኩዋን ኦካይ ጁልን ድሕሪ ዕረፍቲ ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡