Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ወለዶ ካብ ዓወት ዓድዋ ብምምሃር ብልምዓት ናይ ባዕሉ ዓወት ከምዝግብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዓውዲ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ይግምገም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 ዓውዲ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሰመራ ምግምጋም ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፣ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ጨንፈር…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብሕክምና ሳይንስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዓውዲ ሕክምና ሳይንስ ዘሰልጠኖም 197 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ ሞንጎ ተመረቕቲ 153 ብሜዲካል ዶክትሬት፣ 21 ብሕክምና ስኒን 23 ተምሃሮ ድማ ብዲግሪ ኣኔስቴዥያን ትምህርቶም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶኡ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንመበል…

ኢትዮጵያ መማእኸል ስልጠና ዓለም ሚቲዎሮሎጂ ትካል ብምዃን ተሓርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መማእኸል ስልጠና ዓለም ሚቲዎሮሎጂ ትካል ብምዃን ከምዝተመረፀት ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ማእኸል ስልጠና ኣህጉር ኣፍሪካ ናብ ኢትዮጵያ ንምምፃእ እናገበሮ ዝነበረ ፃዕሪ ብትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም…

ራኢ ዓለም ለኸ ኮንቬንሽን ኣዲስ ንኣዲስ ኣበባ ብኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን እንግዶት ኩነት ኣብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና ምርኣይ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ራኢ ዓለም ለኸ ኮንቬንሽን ኣዲስ ንኣዲስ ኣበባ ብኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን እንግዶት ኩነት ኣብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና ምርኣይ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ፥ “እዚ ዓብዪ ጉዕዞ ብዕሊ…

በዓል ዓወት ዓድዋ እነኽብሮ ናይቲ ዓወት ከስቢ ብመዳይ ልምዓትን ሰላምን ንምድጋም ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ዲስ አኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ዓወት ዓድዋ እነኽብሮ ናይቲ ዓወት ከስቢ ብመዳይ ልምዓትን ሰላምን ንምድጋም ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 129 በዓል ዓወት…

ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ህዝበ ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር…

ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከምዘካየደ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ኣብቲ ኣኼባ ኣገልግሎት መንግስቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ፖርቶ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖርቱጋላዊት ከተማ ፖርቶ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ መዓልቲ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብታ ከተማ ካብ 9 ሓምለ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ምጅማሩ…