Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብፅሒቱ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብፅሒቱ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
5ይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር በጀት ዓመት 2016፣ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2017ን ኣንፈት ትኹረት 6ይ…
ግሩፕ ቴሌኮም ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን መካከል ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ሆራይዘን ፋይበር ኢኒሼቲቭ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ፡፡
ግሩፕ ቴሌኮም እተን ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ካሊእ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ብዘለዎ ፋይበር ኮኔክቲቪቲ ንምትእስሳር…
ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ዕጡቓት ናብ ማሕበረሰቡን ተፀምቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ክልተ ማእኸላት ዕጥቂ ብምፍታሕ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ 640 ነበር ዕጡቓት ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተፀምበሩ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣፍሊጡ።
እቶም ሰልጠንቲ ኣብ ማእኸላት መቐለን ዕዳጋ ሓሙስን ስልጠናኦም ተኸታቲሎም…
ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣጋይሽ ንምቕባል ምድላው ይገብራ ከምዘለዋ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣጋይሽ ንምቕባል ምድላው ይገብራ ከምዘለዋ ማሕበር ሰብ ዋና ሆቴል ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን፥ እተን ሄቴላት ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዝምጥን እንግዶት ምግባር ኣብ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሜሪ ጆይ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መስራቲን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ሜሪ ጆይ ኢትዮጵያ ሲ/ር ዘቢደር ዘውዴ፣ ኣካቢት ቦርድ ኣይተ ይስማሽዋ ስዩምን ኣባላት ቦርድን ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ሜሪ ጆይ ኣብ ህፃናት፣ ኣረጋዊያንን ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ትምህርቲ፣…
10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ተሰጋጊረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘመሓድረን 10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ከምዝዓበያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣፍሊጡ፡፡
ቦርድ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ…
ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ።
ዘይሕጋዊ ዕድጊት ነዳዲ ንምፍታሕ ግብረ-ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወን ናብቲ ክልል ዝኣቱ ነዳዲ…
ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃ ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃን ተሾይሞም።
ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም ካብ 23 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሮም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳዳር ብምዃን ከምዝተሾሙ ምግላፁ ግዜኢ…
ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ።
ብመሰረት እዚ 10 መጋቢት 2016 ናብ ቤት ትምህርቲ ካብ ትኸደሉ መንገዲ ተጨውያ 12 ሰነ 2016 ዓ/ም ተቐቲላ ዝተረኸበት…
ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ናይጀሪያ ኣቡጃ ኣብ ስፖርት ፌስቲቫል ሓይሊታት ጦር መላእ…