Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣርቸር ኣቪዬሽንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣየር ንምውዓል ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንበዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም
"Ayidde Cambalaalla!
Ayirrado Sidaamu daga; hattono baalunku Itophiyu ilama/daganna dagoou; Hawalle Sidaamu haaru diri sooro, Fichee-Cambaalaallate Ayaanira keerunni…
ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ “ፊጣሪ ሃዋሮ” ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ "ፊጣሪ ሃዋሮ" ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።
"ፊጣሪ ሃዋሮ" ብዝብል…
ኢትዮጵያን እንግሊዝን ግብረ ራዕዲነት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን እንግሊዝን ግብረ ራዕዲነት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን።
ፈላማይ ዘተ ፖለቲካ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ለንደን ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ዛዕባታት ኢኮኖሚን ሓበራዊ ሰላምን ፀፅታን ዘሎ ናይ ክልቲአን ምትሕበባር ምጥንኻር…
ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ምስ ሃገራዊ ሬድዮን ቴሌቪዥንን ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ምስ ሃገራዊ ሬድዮን ቴሌቪዥንን ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ስምምዕነት ኣካይዱ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ምስ ኣማኻሪ ዓውዲ ባህሊ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣንግ ያዌይን ምክትል ዳይሬክተር…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 165 ሺሕ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ስልጠና ኮደርስ ይሳተፉ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 165 ሺሕ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ስልጠና 5 ሚሊየን ኢትዮ ኮደርስ ኢኒሼቲቭ ይሳተፉ ከምዘለው ቢሮ ልምዓት ኤኖቬሽንን ቴክኖሎጂን እታ ከተማ ገሊፁ፡፡
ቢሮ ሓላፊ ምክትል ቱሉ ጥላሁን (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬት…
ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ክኸውን እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኣሰራርሓ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መንግስቲ ዝረኽቦም ገንዘብ ናብ ሓደ ትካል ንምእካብ ዘኽእልን ንዝተተለመሉ ግልጋሎት ንክውዕል…
ጃፓን ልዕሊ 63 ሺሕ ኩንታል ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፍሪያት ግብርና ንምሕጋዝ ዘኽእል ልዕሊ 63 ሺሕ ኩንታል ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)÷ሚኒስቴር ግብርና እቲ ደገፍ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ክትትልን…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኩለ ማዳይ ዝምድናታትን ሰብኣዊ መሰልን እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ኮሊንስ ዘተ ኣሳሊጦም፡፡
ክልቲኦም ወገናት፥ ምሕዝነት ልምዓት፣ ምትሕብባር ጉዳያት…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ማስተር ካርድ ብምትሕብባር ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ፡፡
እቲ ባንኪ ዘጀመሮ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ዲጂታል ንምምሕያሽ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ፡፡
እቲ…