Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልዕሊ 263 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ናውቲታት ሕክምና ተወዚዖም- ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 263 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ናውቲታት ሕክምና ተወዚዖም ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ተሳሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ እውን ተቓላዓይነት ዝውስኻ…
ኣብ ትግራይ ዘሎ ዝርገሐ ኤች ኣይቪ ንምቁፅፃር ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣመራርሓ ኣካላትን ይሰርሕ ከም ዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕነት ኣብ ምቁፅፃር ኤች ኣይቪ ኤድስ ልዑል ግደ ከም ዘለዎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ በቢ ዓመቱ 22 ሕዳር ዝኽበር መዓልቲ ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣመልኪቱ ሎሚ 19 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ሎሚ…
ካብ ናይ ሰፈር ኣጀንዳ ብምውፃእ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበአና ግደ መሪሕነት ክንፃወት ኣለና- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ናይ ሰፈር ኣጀንዳ ብምውፃእ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበአና ግደ መሪሕነት ክንፃወት ኣለና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
“ልዕልነት ሓሳብ ንኩለ መዳይ መዕባለ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ መበል…
ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ብሚኒስትር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ጆርጂዮ ሲሊ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ ናብ ጎዶ ምእታዉ ሚኒስትር ግብርና ኣፍሊጡ።
ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኢሳይያስ ለማ፥ ካብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ዘራእቲ 607 ሚሊየን ኩንታል ትፅቢት…
ኣብ ዞባ ደቡብ ዘጋጠማ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕ ሄክታር ዘራእቲ ምሸላ ጉድኣት ከምዘብፅሓ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ሓደጋ የብፅሓ ዘለዋ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ሓረስታይ ዝለዓለ ስግኣት ፈጣረን ከምዘለዋ ተገሊፁ።
መበገሲአን ካብ ክልል ኣምሓራ ከባቢታት ኮምቦልቻን ሽዋ ሮቢትን ከም ዝኾና ዝንገረለን ብልምዲ “ዑፍ…
66 ስሩዓት ዘይኮኑ ስደተኞች ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)66 ስሩዓት ዘይኮኑ ስደተኛታት ብክልተ ዙር በረራ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ፡፡
እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝተገበረ እቲ ኤምባሲ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ብምትሕብባር ከምዝኾነ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ምስ ኢንስፔክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ጀነራል ኣተም ማሮል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ምስ ምስ ኢንስፔክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ጀነራል ኣተም ማሮል ተዛቲዮም።
ክልቲኦም ወገናት ኣብቲ እወን ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ትካላት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን መጋቢት 2021…
ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ለውጢ ምርኣይ ተኻኢሉ ኢዩ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ጭቡጥ ለውጢ ምርኣይ ዝትኽኣለሉ ዕዉት መድረኽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም ገሊፆም፡፡
"ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…
5ይ ጉባኤ ሸርፓስ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ሸርፓስ (ሶስ-ሸርፓስ) ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ከተማ ኢካተሪንበርግ ተጀሚሩ።
እቲ ጉባኤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ብሩሲያ ኣቦ መንበርነት ዝተገበረ ናይ መወዳእታ ኣኼባ ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሼርፓ ሩሲያን ኣቦ…