Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል ሓምሻይ ዓመት ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና…
ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ መሰረተ-ልምዓት ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፕሮግራም ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ርኡይ ዕቤት ከምዘመዝገበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡
“ንኣፍሪካ ዘላቒ ዕቤት ዝኾውን ጥንኩርን ንኹሉ ዘሳትፍን መሰረተ-ልምዓት ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር ኣፅደዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ስሩዕ ኣኸኼባ ዝቐረበሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ፡፡
እቲ ረቂቕ ተወሳኺ በጀት ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ተበርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ኣበርኪተሙሎም።
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ርክብ ፖሊስ ንፖሊስ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ዶብ ዘለል…
ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ኣይኮነን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ከምዘይኮነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 1977 ብድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ተዘይሙ ዜጋታት ድጋፍ ዝተኣከበሉ ‘Do they…
ኣይተ ብናልፍ ምስ ሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ጎድኒ ንጎድኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሳላም ብሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን እስቴፈን ፖን ኮል ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት…
ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንበዲ ፍሰሃ ሻወል ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ህንዲ ዶውፓዲ ሙርሙ ኣቕሪቦም።
እቶም ኣምባሳደር ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ…
ልዕሊ 403 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 6 ክሳብ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 403 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ተታሒዞም፡፡
ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣…
ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ።
“ዝማዕበለትን ሰለማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም እቲ ኤግዚብሽን ንኣጋይሽ ክፍቲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ፕሬዚዳንት ታዬ…
ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ÷ "ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ"…