Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 90 ዓመት ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ።
እቲ ክብረ በዓል ንምዕዋት እጃሞም ንዘወፈዩ ኣባላት ሰራዊት ሓይሊ ኣየርን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ፡፡…
ኣብ 2018 ሓፈሻዊ ፍርያት ስርናይ 126 ነጥቢ 69 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈላሞት ርብዒ ዓመታት 2018 ሓፈሻዊ ፍርያት ስርናይ 126 ነጥቢ 69 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ፕሮግራም ስርናይ…
ብዘይሕጋዊ ስራሕ ባንኪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሔራዊ ባንኪ ፍቃድ ወፃኢ ዝኾነ ስራሕ ባንኪ ብምስራሕ ኢትዮጵያ ልዕሊ 14 ሚሊየን ዶላር ንክትስእን ብምግባር ዝተጠርጠረት ቻይናዊት ውልቀሰብ ክሲ ተመስሪቱላ።
ሊንግ ቹንግ ዝተብሃለት ተከሳሲት ብዝተፈላለዮ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት…
ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ትልምታት ልምዓት ውሽጢ ንምእታው ብስርዓት ንክመርሑ ስትራተጂካዊ ተግባራት ብትኹረት ይስርሑ ኣለው ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዓውዲ ለውጢ ከባቢ ኣየር ናይ 6 ወርሒ ገምጋም ኣፈፃፅማ…
ኢትዮ ቴሌኮም ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር እቶት ረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 85 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረሂወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ በጀት 2018 ፍርቂ ዓመት ኣፈፃፅማ ብዝምልከት መብራህርሂ ሂበን፡፡…
ብቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሳብ ሕዚ ብመተግበሪ ኣፕ ቴሌብር ልዕሊ 6 ነጥቢ 88 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተፈፂሙ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮቴሌኮም ፍረህይወት ታምሩ፡፡
ፍረህይወት ታምሩ እቲ ትካል ኣብ ኣፈፃፅማ ፍርቂ ዓመት 2018 ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኦ…
760 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 760 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ናይ 6 ኣዋርሕ ትልሚ ኣፈፃፅማ ገምጋም በጀት ዓመት 2018 የካይድ ኣሎ።
ሚኒስተር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣብቲ እዋን…
ኣብ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ዝተሳተፉን ብሉፅ ክእለቶም ዘርኣዩን ኣብረርቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ዝኽሪ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ “ሰማይ ኣናብስ - ኢትዮጵያ” ብዝብል ዝቐረበ ኣብ ምርኢት ኣየር ዓብዪ ግደ ዘበርከቱ ኣብረርቲ ናይ ኣፍልጦን ምስጋናን መርህ ግብሪ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተሳተፉ ዋና ኣዛዚ…
ባንክታት ነንባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ነኒባዕሎም ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ዘካይዱሉ ዲጂታል ዓወዲ ስራሕ ብዕሊ ጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ፣ ቁልፊ መዳርግቲ ኣካላት ንግዲ ባንኪታትን ዓውዲ ፋይናንስን ተረኺቦም።…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ፍራንስኮ ኣሪዞ ተዛቲዮም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ኣባል ትካላት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ንለውጢ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ከዕብዩ ይግባእ።
ኣብ ኢትዮጵያ…