Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኢትዮጵያ ብዙሕ በረከት ዘለዋ ሃገር እያ። ተፈጥሮ ዝዓደላ ሃፍቲን ምስ ሰብ ስራሕ ጥሪታ ተደሚሮም ምዕባለኣ ዘይተርፍ ምዃኑ ዝምስክሩ እዮም።
ቱሪዝም ካብቶም ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዉ ዓምዲታት ሓደ ኮይኑ ብሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፍሉይ ቦታ ተዋሂብዎ እዩ። እዚ ኣድማስ ኣረኣእያ ምስፋሕን…
ቀንዲ ተግባራት ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እንትቃነ
ቀንዲ ተግባራት ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እንትቃነ
መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ፦
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሻምናይ ዓመቱ ኣብ ዝሓዘሉ ዓመት፤ ኣካቢ ኮፕ32 (COP32) ዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ…
ሓራዊ ጉዕዞ ትካላት ሃይማኖት ንሰላም፣ ንማሕበራዊ ውህደትን ሃገራዊ ልምዓትን ልዑል ግደ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ 26፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ን15 ዓመታት ዘካየዶ ሓበራዊ ጉዕዞ ምትሕብባር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ምጥንኻር፣ ሰላምን ማሕበራዊ ውህደትን ኣብ ምዕባይ፣ ንሃገራዊ ዕቤትን ልምዓትን ወሳኒ እጃም ተፃዊቱ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።
መበል 15…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሓባር ታሪኻዊ ዓወት ፅሒፉ – ኣቶ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንሰላምን ሓድነትን ኣብነት ዝኾነ ትካል እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ።
መበል 15 ዓመት ምስረታ በዓልን መበል 18 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤን ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊን ማሕበራዊን ሓላፍነቱ ይዋፃአ ኣሎ – ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊን ማሕበራዊን ሓላፍነቱ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ዋና ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ ገሊፆም።
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 15 ዓመት በዓል ምስረትኡን መበል 18 ሓፈሻዊ ጉባኤኡን…
መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ልዑል ግደ ኣለዎ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 26፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምኡ’ውን ምትእስሳር ህዝብታት ንምጥንኻር ልዑል ግደ ክህልዎ እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር።
መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣…
ጎስጓስ ትሩፋት ሌማት ምርባሕ ደርሆ ናብ ዘበናዊ ኣሰራርሓ የሰጋግር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ትሩፋት ሌማት ፍርያት ስጋ ደርሆን እንቋቑሖን ብምዕባይ ዘመናዊ ምርባሕ ደርሆ የስፋሕፍሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ።
ምስፍሕፋሕ ዝተመሓየሹ ዓሌታት፣ ምጥንኻር ዘበናዊ ማእኸላት መራብሒን መጫጭሒን፣ ክንክን ጫቓቒትን ምምሕያሽ…
ዝተወደበ ኣሰራርሓ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ተረባሕነት ኢኮኖሚ እናዓበየ ይርከብ -ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 25፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምትሕብባር ዝተመስረተ ኣሰራርሓ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ተረባሕነት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብልዑል ደረጃ ይዓቢ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ።
ማሕበር ኣክስዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ኢትዮጵያ ባሕሪ መጓዓዝያን…
መንግስቲ ተግባራዊ ብዝገበሮ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ታሪኽ ንግዲ እታ ሃገር ዘይተራእየ ዓወት ተመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ተግባራዊ ብዝገበሮ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ታሪኽ ንግዲ እታ ሃገር ዘይተረኣየ ዓወት ተመዝጊቡ ኢሉ ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን።
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ወጣኢ ንግዲ ዝርከብ እቶት ኣዝዩ ዝለዓለን…
ኣብ ፅኑዕ መደረት ዝቖመት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብታሪኻዊ ከይዲ ለውጢ ሓሊፋ ሎሚ ብኹሉ መዳይ ዓቕማ እተጎልብተሉ፣ ናይ ፅባሕ ዕጫኣ ካብ ሎሚ ዝበለፀ ብሩህ ከምዝኸውን ብጭቡጣት ስራሕቲ እናረጋገፀት ትርከብ።
መምርሒ መንግስቲ መደመር ንድፈ-ሓሳብ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ባይታ ብዝረአዩ…