Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘለዎ መትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘለዎ መትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ። እቲ ባንኪ መበል 30 ዓመት በዓል ምስረታ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ሓለፍቲ ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 40 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 40 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ካልኣይ ምዕራፍ ሃገር ቦቀል ምምሕያሽ ማዕቐፍ ማክሮ ኢኮኖሚን ፊስካልን 2017-2021 ተግባራዊ…

ኣብ ትግራይ ቀዳማይ ዙር ነበር ተዋጋእቲ ናብ ንቡር ሂወቶም ናይ ምምላስ(ዲዲኣር ) ስራሕ ብዕሊ ተጅሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዕጥቂ ንምፍታሕን ናብ ማእኸላት ተሃድሶን ናይ ምእታውን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ካብ ሎሚ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ኣብ ትግራይ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ…

ፋና ኣብ ጉዕዞ ዘየቋርፅ ፃዕሪ 30 ዓመታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና፥ ማእኸል ብዙሃን ሓሳብ፣ ትማሊ ዘዘክር፣ ሎሚ እናሰርሐ ንፅባሕ ዝሓልም፣ ንእዋናዊን ሓደሽትን ሓበሬታታት ቀዳምነት ዘህብ ተመራፂ ሚዲያ ኢዩ። ፋና፥ ማእኸል ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ኣጀንዳታት፣ ሃገራዊ ምርድዳእ መፍጠሪ ብምዃን የገልግል…

ቀፃሊ ኣንፈት ንኹሉ ብዘሳተፈ መልክዑ ስራሕ ብቃልሲ ምምራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓታትነት ብዘረጋገፀን ንኹሉ ብዘሳተፈን መልክዑ ስራሕ ብቃልሲ ምምራሕ ቀፃሊ ኣንፈት ፓርቲ ብልፅግና ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…

ትካል ፅሬት ሽልማት ኢትዮጵያ ዕላማኡ ቀፃሊ ብዝኾነ መገዲ ንኸዕውት ክሰር ኢየ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድ ትካል ፅሬት ሽልማት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ላዕለዋይ ሓላዊ እቲ ትካል ብምዃን ዕላማኡ ቀፃሊ ብዝኾነ መገዲ ንኸዕውት ከምዝሰርሑ ምርግጋፆም ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት…

ካናቢስ ዝተብለ መዕወኒ ሓሽሽ እናፍረየ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ማያ ክፍለ ከተማ ሃረማያ ካናቢስ ዝተብለ ክልኩል መዕወኒ ሓሽሽ እናፍረየ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ሕብረተሰብ ንፖሊስ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ኣይተ ጃፋር መሓመድ ዝተባህለ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንፋብሪካ ወርቂ ኢትኖ ማይኒንግ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ወርቂ ኢትኖ ማይኒንግ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኢትኖ ማይኒንግ ንኩባንያ ኣኮቦ ሚኒራልስ…

ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ድማ “ዲጂታል ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር ጥንኩራት መዳርግቲ ኣካላት ምህናፅ የድሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኣባላት ፓርላማ ዘተ ተኻይዱ። እቲ ኮንፈረንስ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ብብርኪ ዓለም ንመበል 35 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 19 ግዘ ኣን ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ ዕለት "ህፃናት ዝብሉዎ ኣለዎም ነድምፆም!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ…