Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ናብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም።
ኣይተ ኣደም ኣሶሳ ዝኣተዉ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ…
ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸባ እንትኾና፥ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንዝተልዓሉ ሕቶታትን ርእይቶታትን ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን ተባሂሉ።
ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ፣ ልውውጥ ባህሊ ወዘተ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ።
ሚኒስትር ብግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ጁንግ ኣብ ከልቲኣዊን ጉዳያት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም 2025 ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ መረፃ ኣፔክስ መገደኛታት ናይ 2025 ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ከምዝረጀኸበ ኣፍሊጡ።
ሽልማት ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ብልዕሊ ሓደ ሚሊየን ዝተረጋገፁ ናይ ጉዕዞ…
ኩባንያ ሺንትስ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ደቡብ ኮሪያ ዝኾነ ሺንትስ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሳልጦ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሓለፍቲ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም።
ናይቲ ግድብ ሓፈሻዊ ነባራዊ ኩነታትን ዝተፈላለዩ ክፋላትን ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ሓቢሮም።…
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ንክተሰናድእ ተሓሪያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት(P4G) ንክተሰናድእ ተሓሪያ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ሮቢን ማክጉኪን ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ብድሆታት…
መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሸገር ኣብ ዘሎ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብምርከብ ሃገራዊ…
መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ውሽጢ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ንምብፃሕን ኢኮኖሚና ንምጥንኻርን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፍሪያት ስርናይ ምሕፋስ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሎም።
ስለዚ ኣብዚ…