Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ካንሰር ኣፍ ደገ ማህፀን ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዕድመአን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ኣዋልድ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍ ደገ ማህፀን ይወሃብ ኣሎ።
እቲ ክታበት፥ ካብ ሎሚ 9 ክሳብ 13 ሕዳር 2017 ዓ.ም ንተኸታተልቲ 5 መዓልታት ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና…
ኢኒሼቲቭ ትሩፋት ሌማት ብዝሃቀንናዮ መሰረት ብውፅኢታውነት ይትግበር ኣሎ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒሼቲቭ ትሩፋት ሌማት ብዝሃቀንናዮ ኣንፈት መሰረት ብውፅኢታውነት ይትግበር ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሓለፋ ዘለዎ ፍርያት…
እስራኤል ንዋና ኣቐባሊ ቃል ሂዝቦላህ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ሓላፊ ሚዲያ ሂዝቦላህ ንዝኾነ ሞሃመድ ኣፊፍ ሰይድ ከምዝቐተሎ ኣፍሊጡ፡፡
ጦር እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸካይ ቤሩት ደጋፊ ሂዝቦላህ ዝኾነ ህንፃ ፖለቲካ ፓርቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡
በቲ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2017 እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም።
እቶም ኣመራርሓ ኣብ ኣሶሳ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ እንትበፅሑ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…
ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር የላን – ሚኒስቴር ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር ከምዘየላ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ካብ ሞንጎ ዘለዉዎ "ቤዛት" ሓደ ዝኾነ ምድብ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ማይ መገልታ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብልዕሊ 50 ሚልዮን ብር ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ…
ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ነበር ፕሬዚዳንት ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ፈታዊ ኢትዮጵያ ከምዝነበሩ…
ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዜጋታት ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ፡፡
ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ድሕንነት ተሳታተፍቲ እቲ ውድድር ተሓሊዩ ብሰላም ንኽዛዘነ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንክልል ትግራይ ዘግለለ ክኸውን ኣይኽአልን-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ ዝበሃል ኹሉ ኢትዮጵያዊ እንትሳተፍ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ካብ ኣርባዕቲአን ዩንቨርስታት ትግራይ ምስ ዝመፅኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ላዕለዎት…