Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ ኣፈላላያት ኣብ ዙሪያ ጠረጴዛ ምጥባብን ዕርቂ ምዕሳልን ቁልፊ ኣማራፂ ሰላም ብምግባር ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣፈላላያት ኣብ ዙሪያ ጠረጴዛ ምጥባብን ዕርቂ ምዕሳልን ቁልፊ ኣማራፂ ሰላም ብምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ መንግስቲ ሰላም ንምርግጋፅ ብዙሓት…
ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ምስ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ኢራን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ምስ ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኢራን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ዘለወን ከምዝኾና ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ገሊፆም፡፡
እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ከተራን ጥምቀትን ኣብ ከባቢታት መሕደሪ ታቦታት መርሃ ግብሪ ፅሬት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ በዓል ከተራን ጥምቀትን ኣብ ኩሎም ከባቢታት መሕዲ ታቦታት "በዓል ጥምቀት ኣብ ንፅህቲ ኣዲስ ኣበባ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ።
ዋና መካየዲ ስራሕ እታ ከተማ ወንድሙ ሴታ (ኢ/ር)፤ በዓል ጥምቀትን ከተራን ምኽንያት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዙር ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ሰላም ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2017 ዓ.ም ካልኣይ ዙር ሕፁያት ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ፡፡
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሊዲያ ግርማ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ተመረቕቲ ኣብ ምቅርራብ፣ ኣብ ምጥብኻር ሓበራዊ ዛዕባ፣ ምርድዳእን…
ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ይውገኑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብድምቀት ንምኽባር ዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተወገኑ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ።
ከንቲባ ከተማ ማይጨዉ ኣይተ የዉሃንስ ኣዱኛ ምስ ከምዝበልዎ÷ በዓል ጥምቀት እዚ ዓመት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 27 መገጣጠሚ መብራህቲ ትራፊክ መሳርሒ መቐበሊ ሓይሊ ፀሓይ ተተኺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 27 መብራህቲ ትራፊክ ኣብ ዘለዉዎም ቦታታት መቐበሊ መሳርሒ ሓይሊ ፀሓይ ከምዝተኸለ ገሊፁ።
ቅድም ክብል ብሰንኪ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ መብራህቲታት ትራፊክ ዘይምስራሕ የጋጥሞም ከምዝነበረ ብምዝኽኻር፤ እቲ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ይርከብ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መዓልቲ ዓማዊል ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ…
ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ብትልሚ ዝተመስረተ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት መሰረ ልምዓት፣ ግዚያዊ መዕቖቢ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሳይንሳዊ ትንተናን ትምበያን ጉጅለታት ብምውዳብ ኣብ ትልሚ ዝተመስረተ ስራሕ ይስራሕ ምህላዉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል…
ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን (ኢመደኣ) ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ባህሊን ክብሪን ዝወፅኡ ተንቀሳቐስቲ ምስሊታትን ፎቶታትን ብቲክቶክ፣ ፌስቡክ፣…
ኣብ ማይናማር ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድሓን መንግስቲ ፃዕሩ ከምዝቐፀለ ሚኒሰቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ ደለልቲ ተታሊሎም ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዶብ ማይናማርን ታይላንድን ናብ ዝርከቡ ዘይሕጋዊ ካምፕታት ተወሲዶም ዝርከቡ ዜጋታት ንምምላስ መንግስቲ ፃዕሩ ከምዝቐፀለ ሚኒሰቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት…