Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ካብ ኣታዊ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝተሃነፁ ስታዲየማት

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣታዊ መሸጣ መፅሓፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)“የመደመር ትውልድ” ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማታት ጎዴ፣ ደገሃቡር፣ ኣራርሶን ጅግጅጋን ኣርባዕተ ማእኸለዎት ስታዲየማት ህንፀት እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብ ጎዴን ደገሃቡር ዝህነፁ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ሃዲያ ሞዴል መንበሪ መንደር ኮሪደር ገፀር ኣጀኒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዞባ ሃዲያ ወረዳ ሌሞ ቀበሌ ዱባንቾ መርሃ ግብሪ ሞዴል መንበሪ መንደር ኮሪደር ገፀር ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ቀዳማይሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኣብ…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሎሚ ዓመት ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲ ተዳልዩ፡፡ ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ዴስክ ልምዓት ሻንቆ ቴሳ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ነቲ መርሃ ግብሪ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ተተሊሙ ክሳብ ሕዚ 8 ነጥቢ 4…

ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሃገር ናይ ምልዋጥ ሰፊሕ ራእይ ዘለዎ ሃገራዊ ጅማሮ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዞባ ካንባታ ወረዳ ዙሪያ ኣዲሎ ቀበሌ ሃሚዶ ልምዓት ኮሪደር…

ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሶላርን ኤክስፖርትን ክዋፈር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይናዊ ግሩፕ ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ንምስራሕ ናይ 100 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣይተ ሞቱማ ተመስገንን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሁዋጂያን ዛንግ…

መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጠቅዕዎ ፅሑፍ ÷ሎሚ ኣብ…

ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ጉዳይ ብሄራዊ ረብሓ ብሓባር ደው ክብሉ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ጉዳይ ብሄራዊ ረብሓ ብሓባር ደው ክብሉ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ፥ “ግደ ፓርቲታት ፖለቲካ ንዝተረጋገዐ ባህሊ ስርዓት ፖለቲካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ስራሕቲ ምድላው ተጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ስራሕቲ ምድላው ጀሚረ ኢሉ፡፡ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላተወርቅ ሃይሉ ምድላው ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን፡፡ ኣብ መግለፂአን…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዙሓት ናይ ወፃኢ ኢንቨስትመንታት እናሰሓበ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዙሓት ኢንቨስትመንት ወፃኢ እናሰሓበ ይርከብ ኢሎም፡፡ ኣብ ዓውዲ ምትሕብባር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ቤልጂየምን ዘድሀበ መድረኽ ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣሕመድ…

ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኩለን ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብዚ ባጀት ዓመት ዝተተለመ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን ኢሉ። ኣካያዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ትካል ፍስሃ ጌታቸው ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ 14…