Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልምና ልዕልና ዝመርሖ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኡጋንዳ ርዋንዳን መዘናታቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳን ርዋንዳን ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ጄነራል ኦዶንጎ ጄጄ ኣቡበከርን ምስ ርዋንዳ መዘነኦም ኦሊቨር ጄፒ…

ሰብ ሃፍቲ ንመህነፂ ማእኸል ሕሙማት ኣእምሮ ፍሬምናጦስ ሓገዝ ንኽገብሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸል ኣረጋውያን፣ ህፃናትን ሕሙማት ኣእምሮን ፍሬምናጦስ ንምሕጋዝ ዝዓለመ ውድድር ጉያ መተኣኻኸቢ እቶት ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ጉያ ዘጀመሩ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ÷ እቲ ማእኸል ኣብ ሓፂር እዋን…

ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንልዕሊ 18 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ንኣገልግሎት በቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ-ዳዕሮ 18 ሺሕን 500 ነበርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡ ተወካሊ ቢሮ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዮሃንስ መለሰ (ኢ/ር)÷ ህንፀት…

መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርት ዝውሰደሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርቲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ መንደር በይኑና ሎሚ መዓልቲ መሪቖም…

ዝህነፅ ዘሎ ሓይሊ ምክልኻል ንምርግጋፅ ሉእላውነትን ብሄራዊ ረብሓታትን ኢትዮጵያ ዋሕስ ኢዩ-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝህነፅ ዘሎ ሓይሊ ምክልኻል ንምርግጋፅ ሉእላውነትን ብሄራዊ ረብሓታትን ኢትዮጵያ ዋሕስ ኢዩ ክብሉ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ መረዳእታን ኣገልግሎት ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ንተምሃሮ፣ ኣመራርሓን መምህራንን…

ሰራዊት ምክልኻል ሉእላዊነትን ብሄራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ዘተኣማምን ብቕዓት ይርከብ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉእላዊነትን ብሄራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ዘተኣማምን ብቕዓት ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ቤት ትምህርቲ ወተሃደራዊ ኣካዳሚን መሰልጠኒ ሕፁያት…

ድኽነት ንምቕናስ ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ድኽነት ንምቕናስን ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። መበል 15 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዲስ…

ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዘካየዶም ስራሕቲ ለውጢ ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2016 ዓ.ም ዘካየዶም ስራሕቲ ለውጢ ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ኣመራርሓ፣ ኣባላትን እቲ ልኡኽ ነክፍፀም ልዑል ኣበርክቶ ንዝነበሮም ኣካላትን መርሃ…

ኩሉ ዓይነት ፀገም ተፃዊሮም ኣብ ህንፀት ወለዶ ንዘለው መምህራን ልዑል ናእዳ ኣለኒ -ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ሎሚ ዓመት ንመበል 30 ግዜ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ከምህሮም ዝፀንሐ 2 ሺሕን 811 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ዘሳለጦ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…