Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ የሱፍ ማይታማ ተገር ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ኣብ…
ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ህንዲ ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ህንዲ ኣብ ዘሰናደአቶ ኤግዚብሽን ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ።
ጣቢያ ሓይሊ ኣየር ባንጋሎር ዘሰናደኦ እቲ ኤግዚብሽን፥ ህንዲ ዝበፅሓቶ ዝማዕበለ ወተሃደራዊን ስቪል ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ከምዝተኸልከለ ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
በዚ ድማ ካብ ሎሚ መዓልቲ 04 ለካቲት 2017 ዓ.ም ካብዛ ሰዓት ጀሚሩ ክሳብ 09…
ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን መሃመድ ዓሊ ዩሱፍን ኦሊቪየር ዣንን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስትር ጉዳያት…
ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ኣርእያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዘመዝገበት ኣካቢ እቲ ፕሮጀክትን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ ቀጣናዊ ፕሮጀክትታት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ገምጊሞም።…
26 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 26 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሻንቡ ናብ ኣዲስ ኣበባ እትትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ መግልባጣ ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ።…
ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሓትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ተገይሩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ከምዝተገበረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ነዚ ጠሚቱ ዘውፀኦ እዋናዊ መግለፂ ብሙሉኡ ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
እዋናዊ…
ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመረ ሃገራዊ ምኽክር ብምጉልባት ካብ ንፅል ተረኻት ብዝበለፀ ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ክብላ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወ/ሮ ሎሚ በዶ ገሊፀን።
''ኣቢያተ ምኽሪታትና ንህንፀት ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ''…
ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ 2024/25 ሂባ።
እቲ ዕድል፥ ን577 ቀዳማይ ድግሪን 67 ካልኣይ ድግሪን ከምዝተውሃበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መሃዲ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ከምዝበልዎ፥ እቲ ናፃ…