Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሰላም ሃገራት ዋጋ ከፊላ ኢያ – ብ/ጀ ፖውል ንጂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ዔፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ልዑል ዋጋ ከምዝኸፈለት ዳይሬክተር ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጀነራል ፖውል ንጂማ ገሊፆም፡፡
ምስ ጥምረት ምኽባር ሰላም ኣህራዊና ዞባዊን ሓይሊን ትካልትን ብምዃን ሃገራት ፀኒዐን ንኽቕፅላን ዘላቒ…
ሰሙን ኣእምሯዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሙን ኣእምሯዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ።
ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝሳለጥ መድረኽ፥ ለዕሊ 13 ተወከልቲ ኢንተርፕራይዝ፣ ቢሮታት ሳይንስን ዬክኖሎጂን፣ ኤጀንሲታት ኢኖቬሽን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።
ትካላት ኣእሙራዊ ንብረት ኣብቲ ዓውዲ ዘለወን ግንዛበ…
ዋና ዳይሬክተር ዩኒዶ ገርድ ሙለር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ገርድ ሙለር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ሓላፊ በቢዓመቱ ኣብ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ካብ ጥምየት ነፃ ንምስታፍ ኢዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ…
ምደባ ፕሮግራም ሪሚዲያል ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ፕሮግራም ሪሚዲያል ንምክትታል ዘኽእል ውፅኢት ዘመዝገቡ ተምሃሮ ምደባ ትካል ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ምስ ምደባ ተተሓሒዙ ናይ ትካል ይቀየረለይ ሕቶ…
ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምኽኒያት ዘበርከትዎ ልዑል ኣገልግሎት ተሸላሚ ንክኾኑ ተሓሪዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ሚኒስቴር ጥዕና ተሸላሚ ንክኾኑ ተሓሪዮም።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ ብዝተፈላለዩ ሓላፍነታት…
ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንትን ሕርሻን ቃላሚኖ ዝተዘርኡ ዝራእቲ ብምዕፃድ ብዕሊ ተጀሚሩ።
ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኢያሱ…
ኣዲስ ኣበባ ምስ ኳላላምፑር ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኳላላምፑርን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች÷ “ኣብ ማሌዥያ ኣብ ዝገበርናዮ ዑደት ምክትል ከንቲባ ኳላላምፑር…
ሃፍቲ ማይ ብዝግባእ ብምጥቃም ብብቕዓት እንትንመርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ምዕባለ እንሕግዘሉ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይና እንትንሕሉን ብብቕዓት እንትንመርሕን ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ንጎረባብቲ ሃገራት እውን ምርግጋእን ምዕባለን እንሕግዘሉ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዘሰናደኦ ንክልተ…
ቁፅሪ ኣብ ትካላት ጥዕና ዝወልዳ ኣዶታት 74 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ኣብ ትካላት ጥዕና ዝወልዳ ኣዶታት 74 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
ኣወዳድባ ሕብረት ልምዓት ደቂ ኣኒስቲዮ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣርባመንጭ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ዶ/ር…
ትካላት ሃይማኖት ፅንፈኝነትን ናይ ምክፍፋል ኣተሓሳስባን ንምውጋድ ብቑርፀንነት ክስርሓ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖት ንዓለም ፈተና ዝኾነ ፅንፈኝነትን ናይ ምክፍፋል ኣተሓሳስባን ንምውጋድ ብቑርፀንነት ክስርሓ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ምስ ዝርከብ ዩንቨርስቲ መሓመድ ቢን ዛይድ…