Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 6:30 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ እስራኤል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ተዛቲዮም።
አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብቲ ዓውዲ ወሳኒን ዕዉትን ዘተ ከምዝገበሩ ሓቢሮም።
ኢሊ…
ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ዝተብሃለ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ተወሲኑሉ።
ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀነሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝወዓለ…
ሲምፖዚየም ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"ግደ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፣ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ አበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ጃንጥራር ኣባይ፣ ኮሚሽነር…
መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ ህንፀቱ ሙሉእ ብሙሉእ ተዛዚሙ ተመሪቑ ብዕሊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እታ ከተማ ውቅብቲ፣…
ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ብብቕዓት ምፍፃም ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ይርከብ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዓቕሚ ምፍፃም ሰራዊት ብልዑል ብርኪ ምዕባዩ ዘመላኽትን ዘጠናኽርን ኢዩ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም፡፡
ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ኣብ ወፍሪ ቐጠና ሜካናይዝድ ሓይሊ ብምርካብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ፣…
ኔዘርላንድስ ካብ ስደት ተመለስቲ ተተሓሒዙ ኢትዮጵያ ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስደትን ካብ ስደት ተመለስቲን ተተሓሒዙ እናወገነቶ ትርከብ ፃዕሪ ኔዘርላንድስ ከምትድግፍ ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒን ድሕንነትን እታ ሃገር ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ጉዳያት ሮብ ቫን ባህሆቨን ገሊፆም።
ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን…
ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
ኣብ ቼክ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብራ ዘለዋ ሚኒስተር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ምስ ኢንስቲትዩት ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ቼክ ሪፐብሊክ…
ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ከምዝጀመሩ ብሄራዊ ኣገልግት መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ…