Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር "ኣብ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ቤተሰብ ኢትዮጵያ…
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ፕሮጀክት ህንፀት ጣቢያ ሬዲዮ ማሕበረሰብ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠወን ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ጴጥሮስ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ጂቡቲ ናይ ዝነብሩ ዜጋታት ሕቶታት ንምምላስ ከምዝሰርሕ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ተዛቲዮም፡፡
በዚ ድማ ኣብ ጂቡቲ ክህነፅ ብዛዕባ ዝተሓሰበ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ሓገዝ፣ ብዛዕባ መሰል ዜጋታት፣ ሃገራዊ ፃውዒታትን እዋናዊ ጉዳያትን…
ካብ ክረምታዊ ዝራእቲ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ክሳብ ሕዚ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ከበደ ላቀው ከምዝበሉዎ፤ ኣብቲ ፍርያት ዘበን ብኩታ-ገጠም ዝለምዐ…
ፓርትና ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ትማሊ ናይ ስርዓተ መነግስቲ ምምሕዳራት ሓደ ኣካል ኮይኖም መስ ዝሓለፉ ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስራዓት ዴሞክራሲን ምክትል…
ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ መራሕቲ ዓለም ለኸን ኣህጉርን መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ዝሳተፉሉ…
ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕርሻ ኣብ ምዕባይ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ስምፓዝየም ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ሚንስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፣ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ፣ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…
ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ዛዚሙ።
እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ካብ ዘትኡ ብምብጋስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈን ኣንፈት…
ኣሰልጣኒ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡
እቲ ፃውዒት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስት ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዚምባብዌ ኣብ…
ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ…