Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 20 ሚሊየን ጨቛቑቲ ከምዝተኸፋፈለ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ እቲ ርብዒ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ መፍረያይበት ሕርሻ ንምዕባ ዘኽእሉ…

ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ዝጀመረ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ከምዝቐረበ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ስራሕቲ ምፍራይ ብቕልጡፍ ክጅምር ዝተገበረ፤ ፍርያት ብህፁፅ ናብ ዕዳጋ ብምቕራብ ብብርኪ ሃገር ዘሎ ዕዳጋ ሲሚንቶ…

ልምዓት ኮሪደር ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብል ኢዩ – ጋዜጠኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ከተማ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ውቁብን መብፅሒ ቱሪዝምን ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብሉ ከምዝኾኑ ጋዜጠታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ገሊፆም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ…

ርክብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብምውዳድ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከልቲኣዊን ኩለ መዳይን ርክብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብምውዳድ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ መልላእ ዓለም ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ኣብያተ ፅሕፈት ኤምባሲታትን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣየር ኤርትራ ንከይበርር ተኸልኪሉ ዝብል ሓበሬታ ስኑዕ ኢዩ-መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣየር ኤርትራ ንከይበርር ተኸልኪሉ ዝብል ሓበሬታ ስኑዕ ኢዩ ክብል መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ሓበሬታ  ሎሚ መዓልቲ ውሱናት ገፃት ማሕበራዊ ሚዲያታት ይውዝዕዎ ከምዘለዉ ገሊፁ። ይኹን እንበር መገዲ…

ቅዋም ኢትዮጵያ ምስ ኩሉ ብምትሕብባርን መትከል ሂብካ ምቕባልን ምንባር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅዋም ኢትዮጵያ ምስ ኩሉ ብምትሕብባርን መትከል ሂብካ ምቕባልን ምንባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዲፕሎማሲ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ማእኸል ሓይሊ ኣፍሪካ ኢያ ብምባል፥ ካብ ባዕላ ብተወሳኺ ንልምዓት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ሞሽን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2017 ዓ.ም ኣፅዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ራብዓይ ዓመት ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ልምዓት ኮሪደር ማለት ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ምህናፅ ማለት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ማለት ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ምህናፅ ማለት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ብልምዓት ኮሪደር ሰፋሕቲ መገዲታት ካብ ምስራሕ ብተወሳኺ ሰገናት ኩዕሶ እግሪ ዝፃወትሉ ስፍራታት ስፖርትን ንእግረኛ ዝኾኑ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕዉት ንክኸውን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጠንካራ ድጋፍ ክገብሩሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዘቕረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥  ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕዉት ንክኸውን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጠንካራ ድጋፍ ክገብሩሉ ከምዝግባእ ገሊፆም። ንኮሚሽን ተሃድሶን ሽግግር…

ሓሳብ ኣልቦ ቃልሲ ፍረ ኣይብሉን -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቱ ኣብ ዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሜክራሲ ሰላም ኣዝዩ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም። ኲናት ብተግባር ንፈልጦ ስለዝኾነ…