Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ 6 ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ምዃና ትራንስፖርትን ሎጂስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ካብተን ሽዱሽተ መራኽብ እተን ክልተ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ተዓገዚአን ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዋ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…
ዓበይቲ ተግባራትቀፃሊ ሓደ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 11 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብዝፀዉዖ ህፁፅ ኣኬባ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመታት ብምስማዕን ዘይተወገኑ ትግባራት ኣብ ግምት ብምእታውን ዘበን ስራሕ እቲ ኮሚሽን ንሓደ ዓመት ምንውሑ ይዝከር፡፡…
ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ምስ መናእሰይ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እቲ ክልል ኣድሂቦም ምስ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተዛትዮም፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ ዝተዉፃእፅኡ መናእሰይ ተሳቲፎም፡፡
ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ይፍጠር ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ እናጠፈጠረ ምዃኑ ዘመላኽት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት…
ዳግመ ሕውየት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፌ ፍሮም ገሊፀን።
ሕብረት ኣውሮፓ ብዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣቢሉ ኣብ ዓውዲ…
ልዕሊ 60 ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ተበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርፋንስ ኢን ኒድ ዩ ኤስ ኤ ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደምሰሰ፣ ዝተዓፀፈን ዘይረኣይን ቁፅሪ ሰሌዳ ኣብ ረብሓ ከዉዕሉ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 587 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ምዉሳዱ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ካብ 16 ካሳብ 28 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ…
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ከተማ ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ኣካይዶም፡፡
ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ሓዊሱ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝርከቡ ጉተማ ካልኣይ ብርኪ…
ኣብ ልዕሊ ኣሽከርከርቲን ተሽከርከርቲን ፀገም ድሕንነት ትራፊክ ከምዝስትውዓል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሽከርከርቲን ተሽከርከርቲን ብዝተገበረ ቁፅፅር ትራፊክ ፀገም ድሕንነት ትራፊክ ከምዝስተውዓል ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሃሰን ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዝሓፉ 9 መዓልቲታት ኣብ…
ኢትዮጵያን ዴንማርክን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ኮሚቴ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ እናወገነቶም ትርከብ ኢኒሼትቫትን ዝተረኸቡ ዓወታትን ትኹረት ገይሮም፡፡…