Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
56 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 56 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኞች ብምትሕብባር ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ፡፡
እቶም ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ብኣውሮፕላን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራትን ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ንኽረኽባ ክሰርሕ ከምዝግበኦ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣገንዚቦም።
ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ።
ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብረፃታይነትን ኣሰልጣንነትን ንነዊሕ ዓመታት ዘገልገለ ኣስራት ሃይሌ (ጎራዴው) ብቕድሚ ትማሊ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ይፍለጥ፡፡
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ንመህነፂ መንበሪ ኣባይቲ ሰራዊት ሓይሊ ኣየር ዝውዕል ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ገይሮም፡፡
እቲ ሓገዝ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ኮሚሽነር ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታን ንዋና ኣዛዚ ሓይሊ…
ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪያት ካሚልን…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ማሕበረሰብ ንግዲ ማሌዢያ ኣብ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘሎ ዕድል ኢንቨስትመንት ንክጥቀሙ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንዋር ኢብራሂም፣ ህዝብን መንግስቲን ማሌዢያ ኣብ ፃንሒትና ንዝሃብኩሙና ድሙቕ ኣቀባብላን ፍቕሪን ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ትልሚታትን ኣንፈታትን ልምዓት ንክዕወቱ ኣመራርሓ ቁርፀኛ ብምዃን ክሰርሕ ይግባእ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ ዝተቐረፁ ኢንሸየቲቫት፣ ትልሚታትን ኣንፈታትን ልምዓት ንክዕወቱ ኣመራርሓ ቁርፀኛ ብምዃን ክሰርሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማ|ይ…
ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ሓጋዚት ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ብረንት ኒማንን ተዛቲዩ፡፡…
ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ዘሳናደኦ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ።
ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋን ናይቲ እዋን ኣቦ መንበር…
ሰብ ሃፍቲ ማሌዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ማሌዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ገሊፆም።
ናብ ማሌዥያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዘምረሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ቢዝነስ ዘቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ምቹእ…