Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ካብ ቀዳም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምክክር መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ጀሚሩ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 27 መጋቢት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዘተ ንምክያድ ምድላው እናገበረ ከምዝርከብ…

ኣብ ኢትዮጵያ  ማዕርነትን ምክእኣልን ሃይማኖት ምዕሳሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ  መሓመድ  ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም ንብዙሕ ዓመታት ከልዕልዎ ዝፀንሑ ጉዳይ ናፅነት ሃይማኖት ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት  ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምላሽ ምርካቦም ገሊፆም፡፡ በዙይ ድማ ኣብ ሃገርና ናፅነትን ምክእኣልን ሃይማኖት…

መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል እቲ በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን…

በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ይግባእ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገንዚቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል 1 ሺህ 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብ መልእኽቱ ድማ ማሕበረሰብ…

ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ጋምቤላ ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን እናኽበሩዎ…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መቐለ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡