Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንገሰስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ውሕመን ዘሎ ዞባዊ ሰላምን ፀፅታን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ተመያይጦም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይርከቡ። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ምስቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ንጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ከምዝተረኸበ እውን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ካፍ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ ምስንዳእ ፅዋዕ ኣፍሪካ ተቐቢሉ ንኸፅድቕ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኢትዮጵያን ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምትእንጋድ ዘቕረበቶ ሕቶ ንኽቕበልን ከፅድቕን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 46…

ኣብ ትግበራ ፖሊሲ ሳይበር ድሕንነት መዳርግቲ ኣካላት ብፅሒቶም ንክዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግበራ ሃገራዊ ፖሊሲ ሳይበር ደሕንነት መዳርግቲ ኣካላት ብፅሒቶም ንክዋፅኡ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ትእግስት ሃሚድ ተዛሪበን። እቲ ምምሕዳር ሓምሻይ ሃገር ለኸ ወርሒ ሳይበር ድሕንነት ጠሚቱ፥ ሃገራዊ ፖሊሲ…

ኣብ ከተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ መስሕባት ቱሪስት ዝጉብንዩ ቁፅሪ በፃሕቲ እናወሰኸ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ሓድጊታትን መስሕባት ቱሪዝምን ዝጉብንዩ በፃሕቲ ቁፅሮም እናወሰኸ ከምዝመፅአ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ከተማ ኣኽሱም ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ክልል ዝዓሰለ ሰላም ስዒቡን መዕፎ ነፈርቲ ራብዓይ ዮሃንስ ኣኽሱም ናብ…

14 ነጥቢ 3 ሄክታር መሬት ንሊዝ ጨረታ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 14 ነጥቢ 3 ሄክታር መሬት ንሊዝ ጨረታ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ሊዝ ጨረታ ካብ 8 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ክፍቲ ከምዝተገበረ ቢሮ ልምዓት መሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።…

ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ክውሰዱ ዝግበኦም መፍትሒታት እንታይ እንታይ ኢዮም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ በቢዓውዱ ዝተፈላለዩ መፍትሒታት ምውሳድ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ክውሰዱ ካብ ሞንጎ ዝግበኦም ቀንዲ ቀንዲ መፍትሒታት ድማ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ከምዝርከቡዎም ሓበሬታ እቲ ኣገልግሎት ኣመልኪቱ፡፡…

ኣይ ኤም ኤፍ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ )ንዘላቒ ልምዓትን መዕባለን ኢትዮጵያ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ዛዕባታት ዘለዎ ምትሕብባር ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ማኔጂንግ…

ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቒሚ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዓቕሚ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንፕሬዚዳንታት ፊፋን ካፍን ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ኣብ ዓብዪ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎኡ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ ብልዕሊ 10 ሚኢታዊ ንምዕባይ ተሃቂኑ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ገሊፆም። ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ካርጎ እቲ መገዲ…