Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

64 ሆስፒታላት ንዲጂታል ስርዓት ጥዕና ዝሕግዙ ናውቲታት ተረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንግልጋሎት ዲጂታል ስርዓት ጥዕና መጀመሪ ዝኮና 642 ኮምፒውተራት ኣብ ክልላት ንዝርከባ 64 ሆስፒታላት ኣረኪቡ፡፡ ግልጋሎት ዲጂታል ስርዓት ጥዕና እዋኑ ብዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ተሓጊዙ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ኣየለ…

ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ግቡኡ ብብቕዓት እናተዋፀአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ግቡኡ ብዝለዓለ ብቕዓት እናተዋፀአ ከምዝኾነ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣዛዚ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ደቡብ ሱዳን ሌ/ጄኔራል ምሃን ሰበርማኒያን ገሊፆም። ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከብ መበል 19 ሞተራይዝድ ሻለቃ ሓይሊ ዓቃቢ…

ኢትዮ ቴሌኮም ብግልጋሎት ክላውድ ዝተሃነፁ ዲጂታል ሶሉሽናት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ንዓማዊልን ትካላትን ዓቕሞም ዘጎልብቱን ዘዘምኑን ኣብ ግልጋሎት ክላውድ ዝተሃነፁ ሸውዓተ ሶሉሽናት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህወት ታምሩ ከምዝገለፅኦ÷ ዲጂታል ሶሉሽናት ምስ ግልጋሎት ኮኔክቲቪቲ ካብ…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሞያ ጥዕና ተጋሩ ኣርባዕተ ዘበነዎት ኣልትራሳውንድ ብሓገዝ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሞያ ጥዕና ተጋሩ ኣርባዕተ ዘበነዎት ተንቀሳቐስቲ ኣልትራሳውንድ ብሓገዝ ተረኪቡ። እቲ ብሓገዝ ዝተረኸ ተንቀሳቓሲ ኣልትራሳውንድ÷ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ብር ዝግመት ከመዝኾነን ብዋናነት ኣብዚ ሕዚ…

ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ 13 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ዝርከባ 13 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ብዕሊ ተጀሚሩ። ብማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤስ ኤን ቪ ብሪጅ ፕላስ ዝተብሃለ ትካል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ዕላዊ ዝተገበረ ፕሮጀክት ምግብና ፀባ…

መግለፂ መንነት ብሄር ብሄረሰባት ንምስንዳእ ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መግለፂ ማንነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ፤ ንምስንዳእ ዘክእል ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ከምኡ እውን ተጠባባቒ ፕረዚዳንት ዩኒቨርሲቲ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 200 ዝኾኑ ሰብ ዋና ኩባንያ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዓሚቕ ዕድል ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኢንቨስተራት ዘፋልጥ ዘፋልጥ ፎረም ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሴኡል ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ፎረም ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ጉኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 4ይ ዘመን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘሕልፍ ትፅቢት ይግበር፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል 7ይ ጉባኤኡ የኻይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምኽያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ምምሕዳር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት 2017 ዓ.ም ዘትዩ ከፅድቕ ትፅቢት ይግበር፡፡ ብተወሳኺ ኣብ…

ልዕሊ 300 ኩባኒያታት ዝተሳተፋሉ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 300 ኩባኒያታት ዝተሳተፋሉ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ። እቲ ፎረም ብምትሕብባር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ኮሚቴ ሕውነትን ምትሕብባርን ኢትዮ-ቻይናን ዘሰናደእዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…