Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ናእዳ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሳይንስና ቴክኖሎጂ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ደቡብ ሱዳን ገብሬላ ቻንግሰን ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ንኢዶም፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ብሚኒስትር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ዝተመርሐ…

ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ሹመት ደብዳቤኦም ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኪርጊስታን ሪፐብሊክ ተምሪበክ ኢርክኖቭ ኣብ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኦነግ ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ። ኣብቲ ከባቢ እንትንቀሳቀሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ኣብ ከተማ ነጌሌ ቦሮና ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣልጀሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ብትኹረት ከምዝዘተዩ ካበወቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣብ ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ክኢላ ምእላይ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ እቲ ቢሮ ኣይተ ዕቑባይ ገብረ እግዚኣብሄር ምስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ከምዝተቐበሉ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጉሆ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ዴሞክራሲያዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ተዛቲዮም፡፡   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ሎሚ ወጋሕታ ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ሓሬታ ቤት…

ልዑል ሓይሊ ተጠቀምቲ ዓማዊል ቅየራ ስማርት ቆፀርቲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር እናተሳለጠ ዝፀንሐ ልዑል ሓይሊ ናይ ዝጥቀሙ ዓማዊል ቅየራ ስማርት ቆፀርቲ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣወሃህባ ኣገልግሎት ንምምሕያሽን ዕግበት ዓማዊል ንምድንፋዕ ተግባራዊ እናገበረ ኣብ ዝርከብ…

ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ከተማ ኤዶ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ብኽልተ ተፃረርቲ መስመራት እንትጓዓዛ ዝነበራ ናይ ህዝቢ ተሽከርከርቲ ብምልታመን ዝተፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ክፍሊ…

ስምምዕነት ኣንካራ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዘመዝገበትሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ኣንካራ ኢትዮጵያ ልዑል ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዘመዝገበትሉ ከምዝኾነ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዞባዊ ምርግጋእ ከምዝፈጥር እውን ፀሓፊ እቲ ቤት ምኽሪ ደስታ ዲንቃ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…