Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ እጃሙ ንከበርክት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስትን ትካላትን እጃሙ ንከበርክት ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡
“መሪሕ ያታ ንምህናፅ ውፅኢታዊ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኮሙኒኬሽንን ኣመራርሓታት ሚዲያን ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ…
ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡
ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…
ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡
ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…
በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ፊቼ ጫምባላላ 19 መዓቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ሶሬሳ ጉዱማሌ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ሓላፊ ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ሲዳማ ጃጎ ኣገኘሁ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል ኣብ…
ኣብ ፋብሪካ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ረፋድ ኣብ ፋብሪካ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ባርዕ ብርብርብ ሓይሊ ሰብን መሽነሪታትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ።…
ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ጉስጓስ ትምህርቲ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ጠመተ ዝገበረ ጎስጓስ መድረኽ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ንምስታፍ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ናብ ከተማ ባህርዳር ኣትዮም፡፡
እቲ ጎስጓስ ኣብ ዓውዲ…
ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ መሓመድ ኣርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…
መበል 12 ዙር ሰልጠንቲ ሄራዊ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ወለንታ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ስልጠና መበል 12 ዙር ብሄራዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ተኻይዱ፡፡
ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ስልጠና ዝወሰዱ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ወለንታውያን መናእሰይ…
ሚኒስቴር ሰላም 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም “ወለንታ ብሓባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ እናሰልጠኖም ዝፀንሐ ሰልጠንቲ ኣገልግሎት…
ካብ ቱርኪ ብዝመፅኡ ጉጅለ ሓኻይም ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ 3 ንቕለ ተኸለ ኩሊት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሃገረ ካብ ቱርኪ ዝመፅኡ ጉጅለ ሓኻይም ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ብምርካብ ሰለስተ ዕዉት ንቕለ ተኸለ ኩሊት ኣካይዶም፡፡
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ እቲ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ…