Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ ፈላሞት ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ምትላሞም ኣፍሊጦም። እቲ ዑደት ክልቲአን…

ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ሌተናል ጄኔራል ሳም ኦኪዲንግን ልኡኾምን ኣብ ዓቕሚታት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ማእኸል ፅገና ከቢድ ሓይሊ ኣየር፣ ኣካዳሚ ቤት ትምህርቲ በረራ ሓይሊ ኣየርን መሰል ወታደራዊ…

ከንቲባ ኣዳነች አብ ሳይት ገላን ጉራ ከይዲ ህንፀት 60 ሺሕ ኣባይቲ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣሲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሳይት ገላን ጉራ ብኦቪድ ዝህነፁ 60 ሺሕ ኣባይቲ ከይዲ ህንፀት ተዓዚበን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብታ ከተማ ዘሎ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ብመንግስቲን ብዘፈር ውልቀን ካብ ዝካየዱ መርሃ ግብሪታት…

ፕሮጀክታት መስኖ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ከምዝሕግዙ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም፡፡ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ሲዳማ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ሃዋሳ ዝተሃነፀ ስራሕቲ ምንቅስቓስ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሩዎ ዑደት ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ክልላት ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሩዎ ዑደት ይቕፅል ኣሎ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ስራሕቲ መገዲ ኣስፓልት ኣዘዞ ጎንደር ዝርከበሉ ብርኪ ተመልኪቶም። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ…

ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስፖርት ባህሊ ምግባር ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነባሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኣካልን ብኣእምሮን ዝደንፈዐ ከምኡ እውን ጥዕንኡ ዝተሓለወ ንኽኸውን ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስፖርት ባህሊ ምግባር ይግባእ ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ “ጥዑይ ሜላ ኣነባብራ ንኹሉ ማሕበረሰብ!”…

370 ኪሎ ዋት ከፈልፍል ዝኽእል መፈለፍለ ሓይሊ ሶላር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ195 ሚሊየን ብር ወፃኢ 370 ኪሎ ዋት ከፈልፍል ዝኽእል ፕሮጀክት መፈልፍሊ ሓይሊ ሶላር ተመሪቑ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂ ሱልጣን ወሊ (ዶ/ር)÷ “ን15 ሺሕ ማሕበረሰብ ተረባሓይ ፅሩይ ኢነርጂ ንምግባር ተግባራዊ ዝግበር እቲ ፕሮጀክት÷…

ፀገም ቴክኒክ ዘጋጠማ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰላም ክትዓርፍ ክኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቁፅሪ በረራ ET 612 ዝኾነት ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፀገም ቴክኒክ ስለዘጋጠማ ተመሊሳ ከምዝዓረፈት እቲ መገዲ ኣየር ኣፍሊጡ። ትማሊ 5 ታህሳስ 2017 ዓ.ም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዱባይ ኣብ ዝግበር በረራ ምስ ተለዓለት ድሕሪ 30 ደቒቕ…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይህነፁ ምስ ዘለዉ ሜጋ ፕሮጀክትታት ጎድኒ ንጎድኒ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ከብሉ ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝህቦ ዘሎ ሰብኣዊ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዘህቦ ዘሎ ሰብኣዊ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ ክብሉ ናይቲ ማሕበር ላዕለዋይ መራሒን ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቲ ማሕበር መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።…