Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጥንክርቲን ዝተሓፈረን ህብረ ብሄራዊት ሃገር ንምህናፅ ኣብ ሓበራዊ ወሰንቲ ጉዳያት ምርድዳእ ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 229 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓድነት ዝግለፀላ እተደንቕ ምድረሪ ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡…
መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ብምኽባር ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዓወት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ሰናይት ሰለሞን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር…
ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰላምናን ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀስላሴ ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ታዬ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን…
ልዕሊ 575 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎመ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 575 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎመ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲታት ህንፀት፣ ቡን፣ ጥራምረ፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ መድሓኒት፣ ተሽከርከርቲን…
ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ክልል ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይን ብምትሕብባር መድረኽ ዘተ መዕበይ ግንዛበ ኣሳሊጦም።…
ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብረርቲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 450 ሞያተኛታት ኣመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ተወካሊ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ሓላፊ ዓውዲ ፋይናንስን ኣዳሙ ታደለ፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት…
መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቴዎድሮስ ምሕረት፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሳነ ምምሕዳር…
መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ክካየድ ኢዩ።
“ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር እቲ በዓል ብድምቀት ንምኽባር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምድላዉ ዛዚሙ…
ደረቕ ጓሓፍ ዝእከበሉ ቆሼ ንምልማዕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ አበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደረቕ ጓሓፍ ዝእከበሉ ብልሙድ “ቆሼ” እናተብሃለ ዝፅዋዕ ከባቢ ንምልማዕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኢትዮጵያ ሌሊሴ ነሜ፥ ስርዓት ሓለዋ ከባቢ ንምጥንኻር ምምሕዳር ኣወጋግዳ ጓሓፍ የድሊ ኢለን።
ኣብ ከተማ…
1 ሺሕን 155 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡
ብመሰረት እዚ ካብ 4 ክሳብ 27 ሕዳር 2017 ዓ.ም 1 ሺሕን 155 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም…