Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ የሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

ምንቅስቓሳት ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ምንቅስቓሳት ሃገራዊ ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ አሎ፡፡ ሚኒስትራት ሓዊሱ ኣብ ዓዉዲ ሎጂስቲክስ ዝተዋፈሩ ግልጋሎት ዉሃብቲ ከምኡ’ውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ዝተረኸብሉ እዩ እቲ መድረኽ…

ፀብፃባት ድሌትን ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢን ኢትዮጵያ ብምርዳእ ክስርሑ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ተለዋዋጣይ ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምግንዛብ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሕልዉ ስራሕቲ ትኹረት ብምግባር ክሰርሑ ተሓቲቱ። ተለዋዋጣይ ነባራዊ ኩነታት ዓለምን ጂኦ-ፖለቲካል ኣሰላልፋን ኣብ ስራሕቲ ሚዲያ ዝህልዎ ትርጉም ትኹት…

ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ሃገር ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት በቢብርኩ መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለም ፀሓይ ጳውሎስ ገሊፀን። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሜዲካል ሆስፒታል ቅዱስ ጳዉሎስ ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ምሃብ ካብ ዝጅምረሉ 2009 ዓ.ም ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በዓልቲ ሞያ ፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ግልጋሎት ሜዲካል ሚኒስቴር ጥዕና…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ጉጅለ ቴክኒክ ሕርሻ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል እባተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ኣኼባ ጉጅለ ቴክኒክ ሕርሻ ብሪክስ 2025 ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ገላፃ ምግባሮም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንሩዋንዳ መዘነኦም ዝተፈላለዩ ህያባት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ ሙጋጋ ፍሉያት ህያባት ኣበርኪቶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ንዝተመርሐ ልኡኽ እንግዶት ድራር…

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ  ጄነራል ሙባረክ…

ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ  ስልጣኖም ካብ ነበር ኣቦ ወንበር እቲ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዘቲዮም፡፡ ኢትዮጵያን ኩባን ርክብ ዲፕሎማሲኤን…