Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ እታወት ዘጓዓዕዛ 36 ዘበናዊ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ኣብ ለሚ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ውሽጢ ሃገር እናእተዎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ 330 ገልበጥቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ እተን 36 ኣብ ሳይት ከምዝበፅሓ ተገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ እታወት መዓድን ፍርያት ሲሚንቶ ካብ መፍረዪ ጣቢያ ናብ መኸዘኒ…

ኩባንያ ኦምኒፖል ኤል410-ኤንጂ ዝተብሃለ ኣውሮፕላን ንኢትዮጵያ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ቼክ ሪፐብሊክ ዝኾነ ኦምኒፖል ንመገደኛታትን ንፅዕነትን መጓዓዓዚ ዝውዕል ኤል410-ኤንጂ ዝተብሃለ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ናብ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ከምዘቕርብ ተገሊፁ፡፡ 19 ሰባት ናይ መሓዝ ዓቕሚ ዘለዎን ኩለመዳያዊ ረብሓ ዝህብን እቲ ዘበናዊ…

ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ሃገሬ ኢቨንትን ፕሮሞሽንን ተሰናዲኡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ  ኣብ ዝሳለጥ ኤክስፖ ኢሬቻ 2017፥ ፓነል ዘተ፣ ኮንሰርት ሙዚቃ፣ ባዛርን ወዘተን ከምዝካየዱ ተገሊፁ። ልውውጥ ባህሊ፣…

ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ። እቲ ገንዘብ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝኽፈል እንትኸውን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምሕደራ ንምቅልጣፍን ንምዝማንን ከምዝውል…

ሙሁራን ክብሪታት ኢሬቻ ንምጉልባት ንኽሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሁራን እቲ ዓውዲ ክብሪታትን ሰናይ ምስሊታትን ኢሬቻ ኣብ ዘደንፍዑ ስራሕቲ ንኽሰርሑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ‘ጉሚ በለል’ 'ኢሬቻ ንባህሊን ህዳሰናን'…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ግብርና ከተማ ንክዋፈሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፉ ዝርከቡ ብዝበለፀ ንኸጠናኽሩን ካልኦት እውን ኣብዚ ዘላቒ ፅባሕ ከተማታት ኣብ ዘረጋግፅ ተግባር ንኽሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ሓዱሽ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ይህብ-ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ ዝረኸበ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት(Dz_cr_429(Ril.7)  ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ከምዝህብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ "ልቢ ኣብ ተግባር ነውዕል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ ዕለት ማሕበር ልቢ ኢትዮጵያ ምስ ትካላት ጥዕና ብምትሕብባር ኢዩ ተኸቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 9ይ ግዘ ብብርኪ ዓለም ንመበል 25 ግዘ…

ህዝቢ ትግራይ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ መወዳእተኦም ንኽበፅሑ ህዝቢ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ርእሰምምሕዳ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፀዊዖም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብ ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ንህዝቢ ምስ ዝተወከሉ…

ኣብ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን በርሊን 2024 ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ሚልኬሳ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 17 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣትሌት ሃይማኖት ኣለው 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 31 ሰከንድን…