Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ-ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪ…
ካብ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንዝሓተታ ሃገራት ንምሃብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንዝሓተታ ሃገራት ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣሸብር ባልቻ (ኢ/ር)፥ ኣብ ሓይሊ ልምዓት፣ ተበፃሕነትን ቀጣናዊ ተረባሕነትን ጠመተ ዝገበረ ስራሕቲ…
ፕሬዚዳንት ታዬኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መበል 39 ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጋርተር ዓብዪ መራሒ ሃገርን…
50 ሚኢታዊ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብሰብ ሃፍቲ ቻይና ምልምዑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተጀመሩ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት 50 ሚኢታዊ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብሰብ ሃፍቲ ቻይና ምልምዑ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይናን ኤምባሲ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጎስጓስ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጎስጓስ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣጀሚሩ።
እቲ ጎስጓስ፥ “ዝሓሸ ኣገልግሎት ሕጉስ ዓሚል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኣካቢ ቦርድ ዳይሬክተራትን እቲ ባንኪን ሚኒስትር ገንዘበን ኣሕመድ ሽዴ፣…
ንኣገልግሎት ወሊድ ዝኾና 370 ኣምቡላንሳት ንክልላት ተዋሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ንኣገልግሎት ንወሊድን ሃንደበታዊ ሕክምናን ዝኾና 370 ኣምቡላንሳት ንክልላት ኣረኪቡ።
ኣብ ስነ ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ሚኒስትር ዴኤታታትን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ተረኺቦም።
ብመላኩ…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገራዊ ልኡኽቶኡ ካብ ምፍፃም ጎድና ጎድኒ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣካል ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝኾኑ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ምክልኻል ተዓዚቦም፡፡
ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ማእኸላት ሎጀስቲክስን…
መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ንዓማዊሉ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ንዓማዊሉ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ መቐለ ዓለም ለኸ መዕርፎ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ኣብ መላእ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ኩሎም÷ እዚ ዓመት ናይ ሰላምን ብልፅግና ንኽኾነሎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኣብ ትሕዝቶኦም ንምልማዕ ሕቶ ዘቕረቡ 31 ሓረስቶት ተፈቒዱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይ ባዕሎም ትሕዝቶ ንከልምዑ ሕዞ ዘቕረቡ 31 ሓረስቶት ንኸልምዑ ከምዝተወሰነ ቢሮ ልምዓት መሬትን ምምሕዳርን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ምስ ዕቤት እታ ከተማ ሓቢሮም ክዓብዩ እናተገበኦም በቲ ልምዓት እናተደፍኡ ዝነበሩ ኣብታ ከተማ…