Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ካብ 1 መስከረም ጀሚሩ ተግባራዊ ክግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ካብ ፻ መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ሽፈራው ተሊላ (ኢ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 እቲ ትካል 42 ነጥቢ…
ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኣብ ዝገብራ ኩነታት ብቕልጡፍ እናዓበየት ትርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኣብ ዝገብራ ኩነታት ብቕልጡፍ እናዓበየት ከምትርከብ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣዳራሽ ፓን-ኣፍሪካን እናተኻየሄ ይርከብ፡፡
ኣብቲ መጀመሪ…
ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዘሰናደአቶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ዘላቒ ልምዓት ከተማታት ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ ኣጀንዳ 2063" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ኣብቲ ፎረም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ኣብ ጉዕዞ ዕቤት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንታት ቻይና ቁልፊ ግደ ተፃቶም ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዕዞ ዕቤት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንታት ቻይና ቁልፊ ግደ ተፃቶም ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና - ኣፍሪካ ከምዝሳተፉ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት…
ሒሳብ ደፍተር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጨንፈር ኣስመራ ብምእጋዱ በረራ ጠጠው ንምባል ሓደ ምኽንያት ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሒሳብ ደፍተር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጨንፈር ኣስመራ ሙሉእ ብሙሉእ ብምእጋዱ በረራ ጠጠው ንምባል ሓደ ምኽንያት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ መገዲ ኣየር ናብ ርእሰ ከተማ ኤርትራ ኣስመራ ዝገብሮ በረራ ምቁራፁ ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፓራሊምፒክ 3 ሜዳሊያታት ብምርካብ ተሳትፎኣ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 17 ውድድራት ፓራሊምፒክ ኢትዮጵያ 2 ወርቂን 1 ብሩርን ሜዳሊያታት ብምርካብ ተሳትፎኣ ዛዚማ።
ብመሰረት እዚ ኣትሌት ትእግስት ገዛሀኝ ብ1 ሺሕነ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዋግዋጎ (T-13)ን ያየሽ ጌቴ ብ1…
ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ቢል ጌትስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ መስራቲን ኣቦ መንበርን ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስ ዝኾኑ በዓል ሃፍቲ ቢል ጌትስ ተዛረቲዮም።
ቢል ጌትስ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዲጂታል ፕሮጀክት…
መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ በዓል ከምዝኽበር ኣፍሊጡ።
ኣፈ ጉባኤ…
ኣተኣኻኽባ እቶት ንምዕባይ ዝተዋደደ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ወሳኒ ኢዩ – ሚኒስቴር እቶት
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገገአ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምፍጣርን ኣተኣኻኽባ እቶት ንምድንፋዕን ቀፃሊ ዝኾነ ዝተዋደደ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣገንዚበን፡፡
መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ምቁፅፃርን ምክልኻን ኮንትሮባንድ፣…