Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኦነግ ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ።
ኣብቲ ከባቢ እንትንቀሳቀሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ኣብ ከተማ ነጌሌ ቦሮና ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል…
ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣልጀሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ብትኹረት ከምዝዘተዩ ካበወቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።
ክኢላ ምእላይ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ እቲ ቢሮ ኣይተ ዕቑባይ ገብረ እግዚኣብሄር ምስ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ከምዝተቐበሉ ኣፍሊጦም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጉሆ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ዴሞክራሲያዊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ሎሚ ወጋሕታ ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ሓሬታ ቤት…
ልዑል ሓይሊ ተጠቀምቲ ዓማዊል ቅየራ ስማርት ቆፀርቲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር እናተሳለጠ ዝፀንሐ ልዑል ሓይሊ ናይ ዝጥቀሙ ዓማዊል ቅየራ ስማርት ቆፀርቲ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ትካል ኣወሃህባ ኣገልግሎት ንምምሕያሽን ዕግበት ዓማዊል ንምድንፋዕ ተግባራዊ እናገበረ ኣብ ዝርከብ…
ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ከተማ ኤዶ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እቲ ሓደጋ ብኽልተ ተፃረርቲ መስመራት እንትጓዓዛ ዝነበራ ናይ ህዝቢ ተሽከርከርቲ ብምልታመን ዝተፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ።
ሓላፊ ክፍሊ…
ስምምዕነት ኣንካራ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዘመዝገበትሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ኣንካራ ኢትዮጵያ ልዑል ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዘመዝገበትሉ ከምዝኾነ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡
እቲ ስምምዕነት ዞባዊ ምርግጋእ ከምዝፈጥር እውን ፀሓፊ እቲ ቤት ምኽሪ ደስታ ዲንቃ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም።
ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ ፈላሞት ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ምትላሞም ኣፍሊጦም።
እቲ ዑደት ክልቲአን…
ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ሌተናል ጄኔራል ሳም ኦኪዲንግን ልኡኾምን ኣብ ዓቕሚታት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም፡፡
ኣብ ዑደቶም ድማ ማእኸል ፅገና ከቢድ ሓይሊ ኣየር፣ ኣካዳሚ ቤት ትምህርቲ በረራ ሓይሊ ኣየርን መሰል ወታደራዊ…