Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መበል ታሽዓይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ መፃኢ እዋን ብሓባር…
ኣምባሳደር ባጫ እዚ ምብራቕ ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንጎረቤት ሃገር ዋሕስ ከምዝኾነ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ንምኽባር ሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ንምኽፋል ንደሓር ዘይብሉ ኣባላት ዘለዉዎ ክፍሊ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ባጫ ደበሌ ገሊፆም።
ነበር ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ዝነበሩ እቶም ኣምባሳደር÷ እቲ እዚ ዝተጣየሸ ወራር ሶማሊያ…
ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ዝራሕቲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ክዛዝም ኢየ – ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ኦሮሚያ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኢትዮጵያን ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ንምዝዛም ከምዝሓሰበ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ…
እዚ ምብራቕ ዓቕሚ ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ሶማሌ ኣብ ምዕባይ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከመዘበርከተ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ዓቕሚ ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ሶማሌ ኣብ ምዕባይ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከመዘበርከተ ኣመራርሓ ሓይሊ ፀፅታ እቲ ክልል ገሊፆም።
ሓላፊ ቢሮ ፀፅታ ክልል ሶማሌ ደይብ ኣህመድ÷ ሰራዊት ምክልኻል ብፍላይ ድማ እዚ ምብራቕ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል…
5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ተበፃሕነትን ፅሬትን፡ ምላሽ ዝህብ ስርዓት ጥዕና ንኹሎም ንሰገናትን መናእሰይን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡
ኣብቲ…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ቅበላ ተምሃሮ ካብ 2017 ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ቅበላ ተምሃሮ ካብ 2017 ዘበነ ትምህርቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
እቲ ኣሰራሓ÷ ዩኒቨርሲቲን ኣዲስ ኣበባ ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገቡን ፍሉይ ክእለት ዘለዎምን ተምሃሮ ዝመሃሩሉ ትካል ዝገብሮ ኢዩ…
7ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሰላምን ፀፅታን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ መንግስቲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናደኦ 7ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ሆሳዕና ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሳውን ሚኒስትር ሰላም…
ኣብ ኢትዮጵያ ብዓመት 5 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ዕቤት ከተማታት ከምዝረአ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዓመት 5 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ዕቤት ከተማታት ከምዝረአ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን።
እተን ሚኒስትር÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምምጥጣን ገፀርብ ከተማን ዝተሓተ ከምዝኾነን ልዕሊ 80 ሚታዊ ዝኸውን ማሕበረሰብ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ተፈራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ዘኽእሉ ስራሕቲ ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም።
ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ።
ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ወታደራዊ ሙዚዬም እዚ ምብራቕ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና…