Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩናይትድ ኪንግደም ስምምዕነት ኣንካራ ከምትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ሶማሊያን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኣንካራ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ፡፡
እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብሓባር ንምልማዕ ዘለወን ድሌት ቆራፅነተን ዘርኢ ኢዩ ብምባል ንግደ ቱርኪ እውን ንኢዳ።
ዩናይትድ ኪንግደም…
ኣሜሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያ ዝገበረኦ ስምምዕነት ይድግፍ እየ ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያ ዝገበረኦ ስምምዕነት ከምትድግፍ ኣፍሊጣ።
ኣሜሪካ ብቅድሚ ትማሊ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሉኣላዊነት እተን ሃገራ ኣብ ሓበራዊ ረብሓታት ዝተደረኸ ዝግበር ምትሕብባር መሰረት ዝገበረ ስምምዕነት…
ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ክልቲአን…
ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝገበርኡ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፥ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሓሰን ሸኽ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም።…
ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ መቱ-ጎሬ 60 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቱ-ጎሬ ዑደትይ ኣካይዱ።
ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)፥ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ነቲ ዞባ መነሃሪያ ኢንቨሰትመንትን ሃወፅቲን ኣብ ምግባር…
ኢጋድ ስምምዕነት ኣንካራ ከምዝድግፍ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢጋድ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ኣንካራ ከምዝድግፍ ገሊፁ።
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብኣደራዳሪነት ቱርኪ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት…
ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ።
ኢትዮጵያ ካብ 26 ሃገራት ከለላን ሓለዋን ደሊዮም ንዝመፅኡ ልዕለዒ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ሓለዋን ከለላን ትህብ ከምዘላ እቲ…
ጀርመን ስርዓት ማሕበራዊ ሓለዋ ንምጥንኻር ደገፍን ምትሕብባርን ከምእትገብር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጀርመን ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን ንምርግጋፅ ዝዓለመ ስርዓት ማሕበራዊ ሓለዋ ንምጥንኻር ደገፍን ምትሕብባርን ከምእትገብር ገሊፁ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን ልኡኸንን ምስ ኣምባሳደር…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ሓዱሽ ኣወዳድባ ጣቢያታት ልምዓት ተበፃሒ ንምግባር ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ሓዱሽ ኣወዳድባ ጣቢያታት መርሃ ግብሪታት ልምዓት ተበፃሒ ንምግባር ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር) ዝተምርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ኢሉባቦር ወረዳ…
ኣብ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ተሓዊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተሓወሱ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሸን ኣብ ክልል ትግራይ ይገብሮ ብዘሎ ኣተገባብራ እግሪ ምትካል፣ ዘጋጠሙ ፀገማትን…