Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዳካ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ርእሰ ከተማ ባንግላዲሽ ናብ ዝኾነት ከተማ ዳካ ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡
እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ዳካ ካብ 22 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሽድሽተ መዓልቲታት ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ እንተወፊርና ኣኽሱም ናብቲ ንቡር ስልጣነኣ ክንምልሳ ንኽእል ኢና -ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ…
ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ማእኸሉ ምስ ጎረባብትና ዘለዋ ርክብ ኢዩ ክብሉ እቶም ሚኒስትር…
መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ጉባኤ "ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ" ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ፡፡
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ወረዳ ዱብቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሚኒስትር ግርማ ኣመንቴን (ዶ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ዳይሬክተራትን ሰራሕተኛታትን ተሳቲፎም።
ብመዓርግ ምክትል…
ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 31 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 31 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ብተወሳኺ ኣብ ለዕሊ መንበሪ ኣባይቲን ነብረትን ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ።
ኣቐባሊ ቃል ሲቪል መከላከያ ሱዳን ቁሬሺ ሁሴን፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ ሸነኽ ሰሜን እታ ሃገር ብዘጋጠመ ሓያል…
በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ።
በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ዝኽበር…
ሚኒስቴር ጥዕና ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል ዝሕግዝ ሰነድ ንብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካልን ናብ ሰለማዊ ስቪላዊ ናበርኦም ንምምላስን ዝሕግዝ ሰነድ ንብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣረኪቡ።
እቲ ሚኒስቴር ደገፍ ኣገልግሎት ሳይኮሶሻል ኣቢሉ ኣገልግሎት ማዕዳ ጥዕና ብምሃብ ነቶም ነበር ዕጡቓት አግሪ…
ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኤቭጌኒ ቴርኪን ገሊፆም።
ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱዓለም ምስ ኣምባሳደር ኤቭጌኒ ቴርኪን ኣብ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ሀንፀት ሰላም…
ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም።
“ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝተፈላለዩ ኩነታት ክካየድ ዝቐነየ…