Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ መልላእ ሃገር ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናብ ፈልሲ መትከሊ ከባቢታት ይጓዓዙ ኣለዉ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መልላእ ሃገር ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናብ ፈልሲ መትከሊ ከባቢታት ይጓዓዙ ኣለዉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ፥ ሎሚ ዝካየድ ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን…
ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምትካል ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መልላእ ሃገር መርሃ ግብሪ ምትካል ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ክካየድ ኢዩ።
ሎሚ ካብ ሰዓት 12 ንጎሆ ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ምድላዎም ምዝዛሞም ገሊፆም።
መርሃ ግብሪ ኣብ ሓደ…
ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣ ሶለል ንሰሜን ኢትዮጵያ ዘድምቓ ዘድንቕ ገፀ በረከት ወርሒ ነሓሰ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣ ሶለል ንሰሜን ኢትዮጵያ ዘድምቓ ዘድንቕ ገፀ በረከት ወርሒ ነሓሰ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣…
መናእሰይ ፓኪስታን ናብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ከምዝፅምበሩ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ፓኪስታን ናብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ከምዝፅምበሩ ኣፍሊጦም።
ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክካየድ ኢዩ፡፡
በዚ ድማ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ…
በዓል ኣሸንዳ ብዝደመቐ ኩነት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ኣሸንዳን ማሪያን ኣብ መልላእ ክልል ትግራይ ብዝደመቐ ኩነት ይኽበር ኣሎ።
ኣብ ትግራይ ካብ ዘለዉ መግለፂታት ባህሊ ሓደ ዝኾነ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኩሉ ከባቢታት እቲ ክልል ብዝደመቐ ኩነት እናተኸበረ ይርከብ።
እቲ በዓል፥ ደቂ ኣሸንዳ…
ኣብ ከተማ መቐለ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ካብ ሓውዜን ኣደባባይ ክሳብ ኣብራሃ ካስትልን ኣሳሊጡ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ…
መብዛሕተኦም ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝግበሩ በረራታት ብሰንኪ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር ኣብ ቀረባ ናብ ዝርከቡ ኣማረፅቲ መዕርፎ ነፈርቲ ተዘዋዊሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕተኦም ናብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝግበሩ በረራታት ብሰንኪ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር ኣብ ቀረባ ናብ ዝርከቡ ኣማረፅቲ መዕርፎ ነፈርቲ ከምዝተዘዋወሩ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…
ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዝካየድ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ብንቕሓት ንኽሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዝካየድ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ብዕቱብ ብምውፃእ ሓምለዋይ ኣሰር ንኸንብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ…
ንጉዕዞ ሃገራዊ ዕቤት ምትግባር ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርና ጉዕዞ ዕቤት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምትግባር ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም፡፡
ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሎሚ መዓልቲ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከምዘካየደ ኣይተ ተመስገን በማሕበራዊ ሚዲያ…
ሕማም በዲዶ ህበይ ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም በዲዶ ህበይ ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ተግባራት ቅድመ ምክልኻል እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ሕማም በዲዶ ህበይ ብውድብ ጥዕና ዓለም ስግኣት ጥዕና ሕብረተሰብ ከምዝኾነ ካብ…