Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ ዴንማርክ ንልምዓት ኢትዮጵያ ምሕጋዝ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዴንማርክ ንልምዓት ኢትዮጵያ ምሕጋዝ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ።
ብልእልቲ እታ ሃገር ቤኔዲክቴ ኣስትሪድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዑደት ብምግባር ምስ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዘተ ገይሩ።
ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ…
ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ተመሪቑ።
ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ፀገም መስተ ማይ ዝፈትሕ ዝፈትሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
አብ ስነስርዓት ምረቓ እቲ ፕሮጀክት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ማይን…
ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፅረት መምሀሪ ክፍሊ ንምቕራፍ ዓሊሙ ብግድስቲ ወገን ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ህንፀቱ ብምዝዛም ሎሚ ተመሪቑ።
እቲ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ገንደብታ ነባርነተን ኣብ ሕብራት መንግስትታት ኣሜሪካ…
ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያን ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሞሓመድ ኤል ኣሚን ሱፍ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝተቐበልዎ ኣፍሊጦም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…
ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካልኣይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ንምትግባር ኣብ ካምፕ ፖላዊስ ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን…
ኣብ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ፀጋታት ማይ እቲ ከባቢ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ከባቢ ዘለዉ ፀጋታት ማይ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ክብሮም ፍስሃ…
ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ኣወጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ከምዘወገደ ኣፍሊጡ።
ካብ መንጎ እቲ ዝተወገደ እቲ 109 ሺሕን 608 ቶን ንመፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘገልገለ ዳይሬክተር ምምሕዳር…
2ይ ዙር ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ብመሰረት ዝተትሓዘሎም ትልሚ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ…
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ዘሰልጥኖም ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ከሰልጥኖም ዝፀነሐ ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ኮሌጅ 285 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ።
ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ ኣብ 2012 ዓ.ም ትምህርቲ ጀሚሮም ብሰንኪ ኲናት ትምህርቶም…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሩይ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ መካነ መቃብር ጴጥሮስ ወጳውሎስ ተፈፂሙ።
ኣስከሬን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ ለገ ጣፎ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ናብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…