Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ።
ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሞያውያን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት…
ኣብ ትግራት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ክብርታትን ረብሓታትን ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ ፓነል ምይይጥ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታቱ ብዝሓለወ መገዲ ኣዋልድ ብናፅነት ዘኽብረኦ በዓል ኣሸንዳን ማርያን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ብምስንዳእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ኢትዮጵያን የመንን ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምብራኽ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን የመንን ታሪካዊ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምብራኽ ተስማዕሚዐን።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ ኢራንን የመንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ኣቦ መንበር ፕሬዚደንታዊ ቤት ምኽሪ ራሽድ ሙሐመድ አል-አሊሚ (ዶ/ር)…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግድብ ተከዘ ዝኣቲ ማይ ኣብ ከይዲ ምትንፋስ ዘለዉ ዩኒታት እቲ ጣቢያ ስራሕ ደው ብምባሎም ምኽኒያት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብቲ ግድብ ማይ…
ክሌማዊ ለውጢ ብትኽክል ናይ እማት ዓቕሚ ካብ እዋን ናብ እዋን ከብ እናበለ ምምፅኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ብትኽክል ናይ እማት ዓቕሚ ካብ እዋን ናብ እዋን ከብ እናበለ ምምፅኡ ኢንስቲቱዩት ሜትዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲቱዩት ፈጠነ ተሾመ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ዓቕሚ ዘለዎም ጣቢያታት መአከቢ እማተ ክሌማዊ ለውጢ…
ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ዝገብሮ ምድላው ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ዝገብሮ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ መትከሊ ቦታ፣ ኳዕቲ ጉድጓድ፣ ዓይነት ፈልስን መጠንን ምዝዛሙ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ዕለት ፈልስታት…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ትካላት እምነት ሃገራት ጉጅለ 20 ይሳተፍ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ፎረም ትካላት እምነት ሃገራት ጉጅለ 20 ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብ ብራዚል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ዘተ÷ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ቸናይ ዝገብሮ በረራ ኣዕብዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ናብ ህንዳዊት ከተማ ቸናይ ዝገብሮ በረራ ከምዘዕበየ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ቸናይ ዝገብሮ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ መዓልቲ በረራ ምግባር ከምዝጅምር ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር የመላኽት፡፡
ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኩሉ ግዘ ድልውቲ ኢያ- ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኩሉ ግዘ ድልውቲ ከምዝኾነት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ…
እዚ ሰሜን ምዕራብ ንውስብስብ ልኡኻት ዘይብዳህ ጠንካራ እዚ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ምዕራብ ንውስብስብ ልኡኻት ዘይብዳህ ጠንካራ እዚ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ላዕለዋይ መምርሒ እቲ እዚ ኣብ ዘካየዶ መዛዘሚ ዘተ ባጀት ዓመት…