Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሜሪ ጆይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መስራቲን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ሜሪ ጆይ ኢትዮጵያ ሲ/ር ዘቢደር ዘውዴ፣ ኣካቢት ቦርድ ኣይተ ይስማሽዋ ስዩምን ኣባላት ቦርድን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሜሪ ጆይ ኣብ ህፃናት፣ ኣረጋዊያንን ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ትምህርቲ፣…

10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ተሰጋጊረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘመሓድረን 10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ከምዝዓበያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣፍሊጡ፡፡ ቦርድ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ…

ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ። ዘይሕጋዊ ዕድጊት ነዳዲ ንምፍታሕ ግብረ-ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወን ናብቲ ክልል ዝኣቱ ነዳዲ…

ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃ ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ብምዃን ተሾይሞም። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም ካብ 23 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሮም በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳዳር ብምዃን ከምዝተሾሙ ምግላፁ ግዜኢ…

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ። ብመሰረት እዚ 10 መጋቢት 2016 ናብ ቤት ትምህርቲ ካብ ትኸደሉ መንገዲ ተጨውያ 12 ሰነ 2016 ዓ/ም ተቐቲላ ዝተረኸበት…

ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ናይጀሪያ ኣቡጃ ኣብ ስፖርት ፌስቲቫል ሓይሊታት ጦር መላእ…

ኢትዮጵያ ጊዜያዊ መረጋገፂ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምሕዳራ ደኒ ኢትዮጵያ ጊዜያዊ መረጋገፂ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ምርካባ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝተገበረ ስታንዳርድ ምሕደራ ደኒ ዓውዲ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ብምጥንኻር ንዕዳጋ ዓለም ዝቐርቡ ፍርያታት ልምዓት ደኒ ፅቶምን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ልዑል ተሳትፎ ብምግባር ጥንኩር መገዲ ኣየር ክትሃንፅ ከምዝኸኣለት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዝሓፉ 80 ዓመታት ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ልዑል ተሳትፎ ብምግባር ጥንኩር መገዲ ኣየር ክትሃንፅ ከምዝኸኣለት ተገሊፁ። ዓለም ለኸ ሲቪል ኣቪየሺን መበል 80 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምስ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ብብርኪ…

መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ክልል ሲዳማ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ማእከላዊ ኢትዮጵያን ሃረሪን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ርእሳነ…

ነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ፀገማት ብዘተ ብምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ፀገማት ብሰላማዊ ዘተ ብምፍታሕ ብሓባር ንዕቤት ሃገር ምስራሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም። ኣብ መቐለ ናብ ማእኸል ስልጠና ተሃድሶ ዝኣተዉ 320 ነበር ዕጡቓት ስልጠናኦም ብምዝዛም ዘላቒ መጣየሺ ሓገዝ ገንዘብ ተገይሩሎም ነናብ…