Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ግባኤኡ ክገብር ከምዝኾነ ንመራኽብቲ ሓፋሽ ምዝራቡ ስዒቡ እቲ ቦርድ ነቲ ፓርቲ ዝፀሓፎ ደብዳበ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)
መቐለ
ጉዳዩ…
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ከተማ ቀብሪ በያህ ዘህነፆም ኣባይቲን መምሃሪ ክፍሊታትን ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪ በያህ ብኣገልግሎት ወለንታ ዘህነፁዎም ናይ ዓቕመ ደካማታት ኣባይቲን መምሃሪ ክፍሊታትን ንተጠቀምቲ ኣረኪቡ።
እቲ ሚኒስቴር ነቶም መንበሪ ኣባይቲን ንተወሳኺ መምሀሪ ክፍሊታት…
ማይ ከርሰ ምድሪን ገፀ ምድሪን ብግቡእ ንምጥቃም ፈልሲታ ምትካል ይገባል – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይ ከርሰ ምድሪን ገፀ ምድሪን ብግቡእ ንምሕላውን ምጉሕጓ መሬት ንምክልኻልን ፈልሲታ በቢእዋኑ ምትካል ከምዝግባልእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስትር ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን…
ሰብ ሃፍቲ ኢራን ኣብ ዓውዲ ምግጥጣም ተሽከርከርቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንኽገብሩ ክሰርሕ ኢየ – ኤምባሲ ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኢራን ኣብ ዓውዲ ምግጥጣም ተሽከርከርቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንኽገብሩ ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊ ኣክባር ገሊፆም።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ምስቶም…
መንግስቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝጀመሮ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ዘማዕብል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝጀመሮ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ዘማዕብል ከምዝኾነ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ቅድመ ሐዚ መህዳር ፖለቲካ እዛ ሃገር ብዙሓት ፀገማት ዝነበሩዎን ባህሊ ምዝታይ ዘይማዕበለሉን ከምዝነበረ ኣካቢ እቲ…
ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ዓለም ለኸ ፃዕሪታት ውፅኢታዊ ንክኾኑ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ግደኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ፕላንን ልማትን ምስ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ዕብየት፣ ሚኒስቴር ግብርናን…
ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 8 ክሳብ 9 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
እቲ ፎረም ፍሪያትን ኣገልግሎትን ኢሉእውን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ኣብ ምፍላጥ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።…
ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣቀባብላ ገይሮምሉ።
26 ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህቡ…
ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ፦
ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መበገሲኡን መብፅሒኡን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስዊ ትካላትን ምኽባር ኢዩ!
ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ መረፃ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2 (1) መሰረት
ንህወሓት ምስክር ወረቐት ምዝገባ ከምዝሃበ ገሊፁ ኣሎ። መንግስቲ ሕገ መንግስታዊ…
ዱቡሻ ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ብሄረሰብ ጋሞ ኣባላት ባህላዊ ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም ዝካየደሉን ሰላም ዝፍፀመሉን ስፍራ “ዱቡሻ” ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ዞባ ጋሞ ገሊፁ።
“ዱቡሻ” ሰባን ናብ መገዲ ጥፍኣት ንከይኸዱ፣ ብስርዓትን ባህሊን…