Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ካብ ዑደተኛታት ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተተለመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ሓድግታት ኣኽሱም ካብ ዝበፅሑ ዑደተኛታት ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ንምርካብ ተተሊሙ ኣሎ።
ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ተወጊኑ ኣጋይሽ ናብታ ከተማ ምእታው ከምዝጀመሩ ሓላፊ…
ህንዲ ንመመሓየሺ ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ንመመሓየሺ ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብማዕቐፍ ብሪክስ ኣቢላ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ራኢ ኣረጋጊፆም፡፡
ህንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ልምዓትን ካልኦት…
ዕጥቂ ተሓንጊጦም ኣብ ጫካ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ቀበሌ ንካሻ ገብርኤል ዕጥቂ ተሓንጊጦም ኣብ ጫካ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ተቐቢሎም፡፡
ኣብቲ ከባቢ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝምራሕ ኮማንድ ፖስት ብዝገበሮ…
ኣብ ሶማሊያ ዝግበር ምውፋር ሓይሊ ድሕንነት እቲ ዞባ ብዘረጋግፅ መልክዑ ክኸውን ኣለዎ – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ኣብ ቀፃሊ ዝግበር ምውፋር ሓይሊ ልኡኽ ስግግር ምኽባር ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ (ኣትሚስ) ድሕንነት እቲ ዞባ ብዘረጋግፅ መልክዑ ክኸውን ከመምዝግበኦ ሙሁራን ዓለም ርክብ ኣገንዚቦም።
እቲ ምውፋር ብጥንቃቐ እንድሕርዘይተመሪሑ ኣብ ድሕንነት…
መበል 89 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 89 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ፎረም ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ እናተኻየደ ይርከብ።
ኣብቲ ፎረም መራሕቲ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካን ዝተፈላለዩ ወታደራዊ…
ብቴሌ ብር ልዕሊ 3 ነጥቢ 25 ትሪሊየን ብር ዝውውር ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴሌ ብር መተግበሪ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 3 ነጥቢ 25 ትሪሊየን ብር ዝውውር ከምዝተፈፀመ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ከምዝበለኦ÷ ቴሌ ብር ኣብ ኢትዮጵያ ልውውጥ ዲጂታል ገንዘብ ኣብ ምቅልጣፍ ልዑል ግደ…
ትካል ገባሪ ሰናይ ሰባት ንሰባት 64 ሽሕ ዶላር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታላት ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ካብ ትካል ገባሪ ሰናይ “መንሽን ፎር መንሽን” (ሰባት ንሰባት) ብሓገዝ ዝረኸቦም 64 ሽሕ ዶላር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታላት ከምዘረከበ ገሊፁ።
እቶም ናውቲ ሕክምና÷ ሓደ ኤክስሬይ ማሽን ንሆስፒታል ለምለም ካርል ማይ ጨው፣…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል ሓምሻይ ዓመት ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና…
ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ መሰረተ-ልምዓት ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፕሮግራም ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ርኡይ ዕቤት ከምዘመዝገበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡
“ንኣፍሪካ ዘላቒ ዕቤት ዝኾውን ጥንኩርን ንኹሉ ዘሳትፍን መሰረተ-ልምዓት ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር ኣፅደዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ስሩዕ ኣኸኼባ ዝቐረበሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ፡፡
እቲ ረቂቕ ተወሳኺ በጀት ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ…