Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ወታደራዊ ርክበን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነዊሕ ዘበን ዝዘለቐ ወታደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ምክልኻ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን፡፡
ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ነበር ዘመትቲ ደቡብ ኮሪያ ካንግ ጁንግ-ኣይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ወፃኢ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ሎሚ መዓልቲ መሪቐን፡፡
እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 300,000 ባኒን 420 ኩንታል ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ቤት…
ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅን ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ዘዘምንን ከምዝኾነ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፆም።
መንግስቲ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ኢኮኖሚያዊ…
ኣብ ልዕሊ ፍርያታት መሕለዊ ፅሬት ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ መድረኽ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ፍርያታት መሕለዊ ፅሬት ደቂ ኣንስትዮ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘፈር ውልቀን መንግስቲን ዘካተተ መድረኽ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ÷ ፍርያት መሕለዊ ፅሬት ብ ውሽጢ…
ሓወልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ኲናት ኮሪያ ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተተኺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኮሪያ ወፊሮም ዝነበሩ 2 ሺሕን 482 ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽም ዝኻዘ ዝኽሪ ሓወልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሰሪሑ፡፡
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ክሳብ 1953 ኣብ ኲናት ኮሪያ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ሽሞም…
መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኾነ ይኹን ወሰኽ ዋጋ እንተይተገበረሉ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ መሸጢ ዋጋ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
ዓደልቲ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ዋጋ ንኽሸጡ…
ውዳበታት ዳያስፖራ ናይ ኩሉ ድምፂ ብማዕረ ዝስመዐሎም ክኾኑ ይግባእ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውዳበታት ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ዝመስሉን ናይ ኩሉ ድምፂ ብማዕረ ዝስመዐሎምን ክኾኑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምስ…
ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተማለአ ሃገራዊ ምዕባለ ዘምፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተረጋገአ፣ ዝተማለአን ቀፃልነት ዘለዎ ሃገራዊ ምዕባለን ዘምፅእ ከምዝኾነ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም።
እቲ ከይዲ መመሓየሺ÷ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ሓዊሱ ብሓገዝ ዓለም ለኸ መሓዙት…
ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 11 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ከባቢ ሰዓት 5 ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ክሳብ ሕዚ ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ዘረጋገፁን ቁፅሪ መወትቲ ክውስኽ ከምዝኽእልን ምግላፁ ካብ ቤት ፅሕገት ኮሙኒኬሽን እቲ…
ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ንምፅዳቕ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንምፅዳቕ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ትግባረ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ…