Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ደም ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ደም ለጊሶም።
እቶም ሰራሕተኛታት ደም መልጋስ ህይወት ሰብ ምድሓን ከምዝኾነ ገሊፆም።
ሕብረተሰብ ደም ምልጋስ ባህሉ ብምምዕባል ንወገኑ ብተግባር ከርእይ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ምስ ዝኾና ማርያም ሳሊም ተዛቲየን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ እቲ ዘተ ዕዉት…
ኢትዮጵያ ተመራፂት መብፅሒት ንምግባር
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ተመራፂ መብፅሒት በፃሕቲ ንምግባር ኣብ ዝሳለጥ ስራሕ ኣብ ቪዛታት ቱሪስትን ኮንፈረንስን ክሳብ 25 ሚኢታዊ ምንካይ ምግባሩ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ንምብርትታዕ ኣብ 2016 ዓ.ም ዝፀደቐ…
ፌዴራል ፖሊስን ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይናን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኮሚሽነር ጀነራል ፌዴራል ፖሊስ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዢ ያንጁን ኣብክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ተዋዲዶም ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ኣብ ዝበፅሑሎም ጉዳያት…
ብምክትል ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምክትል ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ሺ ያንጁን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ይገብር ኣሎ።
ኣብቲ ዑደት፥ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሺን ሃይን፣ ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ቤይጂንግ ጃኦ ጃንሺን ከምኡወን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሪፐብሊክ…
ኣብ ዞባታት ምብራቐ ወለጋ ሰላማዊ ሰልፊታት ተኻይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ነበርቲ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ወለጋ ሰላም ንምፅናዕ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም።
ኣብቶም ህዝባዊ ሰልፊታት ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝተሳተፉ እንትኾኑ፤…
ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ካብ ክልል ጋምቤላ ጥራሕ ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ፡፡
እቲ ክልል ኣብ ሩብዒ ዓመት 325 ኪሎግራም ወርቂ ኣታዊ ንምግባር ዝሃቀነ ይኹን እምበር ልዕሊ 900 ኪሎ ግራም ወርቂ…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ መንግስታዊን ውልቀን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ 56 መንግስታዊን ውልቀን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይዛተ ኣሎ።
ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሸን መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)፥ እተን ትካላት ስልጠናን እታዎታትን ብምሃብ ነቲ ኮሚሽን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪተን…
ብራዚል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ክብ ንምባል ከምእትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ክብ ንምባል ከምእትደሊ ገሊፃ።
ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳሲልቫ፥ ከልቲአን ሃገራት ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ከምዝሰርሑ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል…
ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ካንሰር ኣፍ ደገ ማህፀን ኣብ ወርሒ ሕዳር ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዕድመአን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ኣዋልድ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍ ደገ ማህፀን ክወሃብ ኢዩ።
እቲ ክታበት፥ ካብ 9 ክሳብ 13 ሕዳር 2017 ዓ.ም ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክክል…