Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ንተጎዳእቲ ወረዳ ጎፋ ገዜ ናይ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ጎፋ ገዜ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ።
ነቶም ወገናት ዝውዕል ደገፍ፥ ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትጋላት ሓገዝ…
ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓልኣይ ምዕራፍ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኣብ 7 ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ልምዓት ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት…
ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ።
ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ፥ ኢትዮጵያ ደቀቕቲ ብሎን እንተይተረፈ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምእተእቲ ተዛሪቦም።…
ሚኒስቴር ሰላም ንዞባ ጎፋ 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝውዕን 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ዓይነትን ገንዘብን ደገፍ ገይሩ።
ካብ መንጎ እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ከምዝተውሃበ…
83 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 83 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ፡፡
ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኢትዮጵያውያን ናይ ምምላስ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፁ እውን ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸበናዮ…
ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
ብኣተሓባባራይነት “ተች ሮድ” ዝተብሃለ ትካል ቻይናን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ንዝመፅኡ በፃሕቲ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡…
ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝርከቡ ፕሮግራማትን ፕሮጀክታትን ዘፈር ስግግር ንምቅልጣፍ ዓብዪ ግደ ኣለዎም – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝርከቡ ፕሮግራማትን ፕሮጀክታትን ዘፈር ስግግር ንምቅልጣፍ ዓብዪ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ኣባላት ኮሚቴ ስትሪንግ በክልላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ዓብዪ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፍርያታት ብዘይተቡእ ዋጋ ኣብ ዝውስኹ ኣካላት ጥንኩር ቁፅፅር ክግር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩን ፍርያት ኣብ ልዕሊ ዝሓብኡን ኣካላት ጥንኩር ቁፅርን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ከምዝውገን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣብላት ማሕበረሰብ ንግዲን…
ተወከልቲ ሕብረተሰብ ክልል ጋምቤላ ኣጀንዳኦም ብምፍላይ ነቲ ኮሚሽን ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ክልል ጋምቤላ እናተኻየደ ዝፀንሐ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብን ምፍላይን ኣጀንዳ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡
ካብ 22 ሓምለ 2016ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ልዕሊ 14 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣጀንዳኦም…
ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ልዕሊ 14 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ክከፋፈል ኢዩ – ሚኒስቴሩ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ልዕሊ 14 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ከምዝከፋፈል ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
ኣብ ጣቢያ ጉምሩክ ኣዳማ ዝተፈላለዩ መሰረታዊ ሸቐጣት ፅዒነን ጠጠተው ዝበላ ልዕሊ 700 ተሽከርከርቲ…